Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኤደን ሃዛርድ ካብ ብሄራዊ ጋንታ ቤልጂየም ንገዛእ ርእሱ ኣርሒቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤደን ሃዛርድ ካብ ብሄራዊ ጋንታ ቤልጂየም ንገዛእ ርእሱ ከምዘርሓቐ ዕላዊ ገይሩ። ቤልጂየም ኣብ ቀዳማይ ዙር  ዋንጫ ዓለም ምስንባታ ስዒቡ ኢዩ ካብቲ ብሄራዊ ጋንታ ወፂኡ። እቲ ወዲ 31 ዓመት ንሃገሩ ኣብ 126 ፀወታታት ብምስላፍ 33 ሸቶታት…

ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ሓሙሽተ ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣጣይሸን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ሓሙሽተ ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣጣይሸን። ኣባላት እቲ ኮሚቴ፥ ሓላፊት ምምዳር ሰላምን ፀፅታን ወ/ሮ ሊድያ ግርማ፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፀረ ግዕዚይና ኣይተ ጀማል ረዲ፣ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ…

ፅባሕ ንዝኽበር መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ዘድሊ ምድላው ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ንዝኽበር መበል 17 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ዘድሊ ምድላው ከምዝተዛዘመ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። እቲ በዓል ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ስታዲዮም ሃዋሳ…

ብምግቢ ዓርስኻ ምኽኣል መሰረታዊ ድልየት ህዝቢ ካብ ምምላእ ብዝሓለፈ ክብሪ ሃገር ምሕላው ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምግቢ ዓርስኻ ምኽኣል መሰረታዊ ድልየት ህዝቢ ካብ ምምላእ ብዝሓለፈ ክብሪ ሃገር ምሕላው ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን። ግብርና ኢትዮጵያ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምስግጋር ክሳብ ሐዚ ብዝተገበሩ ፃዕሪታትን ብዝተረኸቡ ውፅኢታትን…

ብሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ሱማሌ ኣብዱልከድር መሓመድ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ሱማሌ ኣብዱልከድር መሓመድ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። ነቲ ጉጅለ ልኡኽ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሰራዊት ምክልኻል ሃገረ ፌዴሪኢ ብርጋዲየር ጄኔራል ይልማ መኳንንቴ ኣቀባብላ ገይረሙሉ።…

መስመር ሓይሊ ኤሌክትሪክ መቐለ ምስ ብሄራዊ ቋት ሓይሊ ተራኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ ሓደ ዓመት ካብ ብሄራዊ ቋት ሓይሊ ተቛሪጡ ዝፀንሐ ብሄራዊ ማእኸል መስመር መቆፃፀሪ ሓይሊ (ግሪድ) ከተማ መቐለ ምስ ብሄራዊ ቋት ሓይሊ ከምዝተራኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ መስመር ምስ ብሄራዊ ማእኸል መቆፃፀሪ ሓይሊ ተራኺ…

ኣብ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ዳግም ንምጅማር ቅድመ ምድላው ተጀሚሩ

ኣዲስ አበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ዳግም ንምጅማር ቅድመ ምድላው ከምዝተጀመረ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣመራርሓ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት÷ ኣብ ትግራይ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ዝበፅሐ ጉድኣት ብምፍላይ ህፁፅ ፅገና ተገይሩ…

በዓል ገዝኣ ብዘስካሕኽሕ ኩነታት ዝቐተለት ውልቀ ሰብ ብ21 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽትቅፃዕ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ገዝኣ ብዘስካሕኽሕ ኩነታት ዝቐተለት ውልቀ ሰብ ብ21 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽትቅፃዕ ተወሲኑዋ። ብተመሳሳሊ ከቢድ ገበን ውንብድና ብምፍፃም ህይወት ዘጥፍኡ 2 ውልቀ ሰባት 18 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተወሲኑዎም፡፡…

ኢትዮጵያ ወታደራዊን ሲቪልን ሓይሊታት ሱዳን ዝተፈራረሙዎ ስምምዕነት ከምትደግፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ወታደራዊን ሲቪልን ሓይሊታት ሱዳን ዝተፈራረሙዎ ማዕቐፍ ስምምዕነት ፖለቲካ ንኢዳ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ክልቲኦም ወገናት ዝተፈራረሙዎ ስምምዕነት እታ ሃገር ናብ ናፃን ተኣማኒን መረፃ ዘምርሕ ሓዱሽ ሲቪል…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚብሽን ፍሪያታት ግብሪና ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚብሽን ፍሪያታት ግብሪና ኣብ ኮሚሽን ኢኮኖሚክስ ኣፍሪካ ተኸፊቱ። እቲ ኤግዚብሽን “ግብርና ልዑል ፅዕንቶ ንክፈጥር ምኽኣል” ብዝብል መሪሕ ቃል ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ግብርና፣ ኢንስቲትዩት ግብርናን…