Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ስነ-ስርዓት ቀብሪ 5ይ ፓትርያርክ ኤርትራ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ቄርሎስ ቀዳማዊ፤ 5ይ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስትያን ኤርትራ ሎሚ መዓልቲ ተፈፂሙ። ስነ-ስርዓት ምፍናውን ፍትሓትን እቶም ፓትሪያርክ÷ ፕረዝዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፍወርቂን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ሓበራዊ ጉዳያት ልምዓትን ብልፅግናን እንግሊዝ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ፣ ሓበራዊ ጉዳያት ልምዓትን ብልፅግናን እንግሊዝ ጀምስ ክሌቨርሊን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሃዋሳ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ካብ እዋናዊ ጉዳያት ብተወሳኺ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ…

ኣብ ፕሪሚየርሊግ ዝውውር ተፃወትቲ ዝካየደሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝውውር ተፃወትቲ ደቂ ተባዕትዮ ፕሪሚየር ሊግ 2015 ዓ.ም ኢትዮጵያ ዝካየደሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ ዝውውር መንፈቕ ዓመት እቲ ውድድር ካብ 18 ታሕሳስ ክሳብ 18 ጥሪ 2015 ዓ.ም ከምዝካየድ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ…

ኣምባሳደር ሌንጮ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ሌንጮ ባቲ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ወሊድ ብን ኣብድልከሪም ኣልኽሬይጂ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ ከምዝገምገሙ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…

ሉዊስ ኤነሪኬ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ኣሰልጣንነቶም ተሰናቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉዊስ ኤነሪኬ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ኣሰልጣንነቶም ከምዝተሰናበቱ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ስፔን ኣፍሊጡ። ስፔን ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳር ብሞሮኮ ብፍፁም ቅላዕ ምስዓራ ስዒቡ÷ እቲ ፌዴሬሽን ንኤንሪኬ ካብ ኣሰልጣኒነቶም ኣሰናቢቱዎም ኣሎ። ፌዴሬሽን…

ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዝተኸበረ በዓል መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብሰላም ተዛዚሙ – ቢሮ ፀፅታን ሰላምን እቲ ክልል

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ክልል ሲዳማ ሎሚ መዓልቲ ዝተኸበረ መበል 17 ኣብ በዓል መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብሰላም ከምዝተዛዘመ ቢሮ ፀፅታን ሰላምን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ውዳበ ፀፅታ ፌዴራልን ክልልን ምስ መናእሰይ እቲ ከባቢን ዘተፈላለዩ ክፋላት…

ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፆም። መበል 24 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ…

ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመስዋእቲ ሓይሊ ፀፅታን ቅኑዕ ምትሕብባር ህዝቢን እናተመሓየሸ ዝመፅአ ሰላምና ንደሓር ንምምላስ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ንምቁፅፃር ዘሳልጦ ተግባር ምኽባር ሕጊ ተጠናኺ ከምዝቕፅል ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ ውሑዳት ዓማውቲ ኣዲስ ኣበባ…

ብንፅል ጎሊህና ንኽንረአ ዘይኮነስ ብሓባር ንምዕምባብ ኣእምሮና ዘስረውዕል ክኸውን ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብንፅል ጎሊህና ንኽንረአ ዘይኮነስ ብሓባር ንምዕምባብ ልብና ቅኑዕ ኣእምሮና ዘስረውዕል ክኸውን ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናተኸበረ ኣብ ዝርከብ መበል 17 በዓል መዓልቲ…

ብዝሃነት ዘኽበረ ስርዓት ፌዴራል ንምህናፅ ብዝተወደበ መልክዑ ዝተጀመረ ስራሕ ምጥንኻር ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝሃነት ዘኽበረ ስርዓት ፌዴራል ንምህናፅ ብዝተወደበ መልክዑ ዝተጀመረ ስራሕ ምጥንኻር ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ኣብ መበል 17 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ…