Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ባንኪ ወጋገን ኣብ ትግራይ ኣብ ቀረባ እዋን ሙሉእ ኣገልግሎቱ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ወጋገን ኣብ ትግራይ ኣብ ቀረባ እዋን ሙሉእ ኣገልግሎት ባንኪ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ሒሳቡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣገልግሎቱ ንምጅማር ዘኽእል ቅድመ ምድላዉ ከምዝዛዘመ ገሊፁ። ብመሰረት እዚ ኣብ…

1 ሺሕን 162 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 162 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 18 ዝሕቲ 18 ዓመት ህፃናትን እንትኾኑ፥ እቶም 1…

ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ብምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ፓሲ ሂልማን ምስ ዝረመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ዝቕፅል ክልቲአን ሃገራት ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳያት…

ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ 35 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ 35 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሕብረት ዝገበሮ ሓገዝ ንልምዓታዊ ሴፍቲኔት ገፀር ዝውዕል ከምዝኾነ ተሓቢሩ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋስውን ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ…

ክታበት ንፍዮ ብብርኪ ሃገር ካብ 13 ታሕሳስ ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክታበት ንፍዮ ብብርኪ ሃገር ካብ 13 ታሕሳስ ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ትሕቲ 5 ዓመት ህፃናት ንክኽተቡ ፃውዒት ቀሪቡ። ኣገልግሎት ኣቕርቦት መድሓኒት ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስቴር ጥዕና ብምትሕብባር እቲ ክታበት ከመዝወሃብ ድማ ተገሊፁ።…

ውሕመ ንሃንደበታዊን ተገማቲን ሓደጋታት ዝኸውን ክሳብ ሐዚ 409 ሚሊየን ዶላር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣብ 2023 ንሃንደበታዊን ተገማቲን ሓደጋታት ዝኸውን ክሳብ ሐዚ 409 ሚሊየን ዶላር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። “ደገፍ ንኹሉ ካብ ኩሉ” ብዝበል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተዳለወ መተኣኻኸቢ እቶት ኢትዮጵያ ውፅኢታዊ ተሳትፎ…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዛምቢያ ጥቓ ሉሳካ 27 ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ ብዝብል ዝተጋወሐ ፀብፃብ ከፃሪ የፃሪ ኣለኹ ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዛምቢያ ጥቓ ሉሳካ 27 ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ ብዝብል ዝተጋወሐ ፀብፃብ ከምዘፃሪ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ብዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ኣቢሉ ናብ ደቡብ…

መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ቀትሪ ሰዓት 10 ጋንታ መቻል ምስ ጋንታ ወልቂጤ ከተማ ፀወተአን ዝገብራ እንትኾና÷ ሃዲያ ሆሳእና ምስ ኣዳማ ከተማ ሰዓት 1 ክፃወታ…

ንክልል ህዝቢታ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሓገዝ 150 ፓምፕታት መምጠጢ ማይ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ልምዓት መስኖን ቆላማ ከባቢን ንኣገልግሎት ልምዓት መስኖ ዝውዕሉ 150 ፓምፕታት መምጠጢ ማይ ንክልል ህዝቢታ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ተገይሩ። እቲ ሃገዝ ሚኒስትር ልምዓት መስኖን ቆላማ ከባቢን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ንርእሰ ምምሕዳር…

ፍሪያት ኢትዮጵያ ካብ ቀረፅ ናፃ ናብ ዕዳጋ ቻይና ንክኣትዉ ምፍቃዱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ኢትዮጵያ ካብ ቀረፅ ናፃ ናብ ዕዳጋ ቻይና ንክኣትዉ ምፍቃዱ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። ብሓፈሻዊ ነግዲ ካብ ዝንገደሎም 6 ሺሕን 422 ፍሪያታት እቲ 1 ሺሕን 644 ፍሪያታት ካብ ቀረፅን ኮታን ናፃ ምእታው ከመዝከኣል…