Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ ኣብ ከይዲ ሙቑፃር 11 ሺሕ ሰራሕተኛታት ከምዝርከብ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ልዕሊ ኣብ ከይዲ ሙቑፃር 11 ሺሕ ሰራሕተኛታት ከምዝርከብ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ከይዲ ኣወሃህባ ፈተና ኣመልኪቱ ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ሓበራዊ መግልፂ ሂቡ። ከይዲ ምቑፃር ተኣማኒ ንኽኸውን ናይ ፅሑፍ ፈተና ኣብ…

3ይ ፎረም ሰላምን ድሕንነትን ደቂ ኣንስትዮ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ፎረም ሰላምን ድሕንነትን ደቂ ኣንስትዮ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘወዴ ሓዊሱ ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ልዑል ሓላፍነት ዝርከባ ከምኡ እውን ኣብ ከይዲ ህንፀት ሰላም ፅዕንቶ ፈጠርቲ…

ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካ – ኣሜሪካ ኣብ ዋሺንግተን ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝሳተፉሉ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካ -ኣሜሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዋሺንግተን ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ኣፍሪካን ኣሜሪካን ዘለወን ክልተኣዊ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ምጥንኻር ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳይ ትኹረት ገይሩ ክዝቲ…

ቤት ፅሕፈት ኮንፈረንስ ንግዲን ልምዓትን ውሕመ ምስ ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ኮንፈረንስ ንግዲን ልምዓትን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ንግዲ፣ ፈጠራ ስራሕን ኢንዱስትሪን ብሓባር ንምስራሕ ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ። ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ÷ ምስ ቤት ፅሕፈት ኮንፈረንስ ንግዲን…

ምስ ጅብሰም ተፃዒኑ ናብ ኬንያ ክሳገር ዝነበረ 6 ሺሕን 150 ኪ.ግ መዕወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ኦሞ ምስ ጅብሰም ተፃዒኑ ናብ ኬንያ ክሳገር ዝነበረ 6 ሺሕን 150 ኪ.ግ ካናቢስ ዝተብሃለ መዕወኒ ሓሽሽ ምሓዙ ፖሊስ እታ ዞባ ኣፍሊጡ። እቲ መዕወኒ ሓሽሽ ዝፀዓነት ተሽከርካሪት ኣብ ጉዕዞ መስመር ኤርቦሬ እናሃለወት ወረዳ…

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ሞሮኮን ፈረንሳይን ሎሚ ምሸት ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ክራኸባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሓደ ፀወታ ክግበር ኢዩ። ኣፍሪካዊት ሃገራዊት ጋንታ ሞሮኮ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ምስ ፈረንሳይ ናብ ፍፃመ ፀወታ ንምሕላፍ ክፃወታ ኢየን፡፡ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካ-ኣሜሪካ ንምስታፍ ዋሽንግተን ዲ ሲ ይርከቡ። ጎድና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ምስ ሚኒስትር…

ከተማታት ኣላማጣን ኮረምን ኣገልግሎት ባንኪ ብህፁፅ ንክጅመረለን ሓቲተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳራት ከተማታት ኣላማጣን ኮረምን ኣገልግሎት ባንኪ ብህፁፅ ንክጅመረሎም ሓቲቶም። ከንቲባ ከተማ ኣላማጣ ሃይሉ ኣበራን ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ገበርናን ከተማ ኮረም ሰላም ደበሳይ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ብዘይካ…

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ንልዕሊ 24 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ንልዕሊ 24 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ደገፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። እቲ ደገፍ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ገዛ ዘካተተ እንትኸውን፥ ኣብ ራያ ቆቦም ኣላማጣን ተመዛቢሎም ንዝነበሩ ዜጋታት ዝውዕል ከምዝኾነ ገሊፁ። እቲ…

ንፕሮጀክት ልምዓት ሓይሊ ሃፋ ቱሉ ሞዬ ዝኸውን ደገፍ 10 ሚሊየን ዶላር ተፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ፕሮጀክት ልምዓት ሓይሊ ሃፋ ቱሉ ሞዬ ዝኸውን ደገፍ 10 ሚሊየን ዶላር ተፈቒዱ። እቲ ፕሮጀክት እንትዛዘም 150 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከፈልፍል ኢዩ ተባሂሉ። ኢትዮጵያ እቲ ደገፍ ገንዘብ ጉጅለ…