Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ዝነበረና ሕልሚ ዋንጫ ዓለም ዋላ ኣይተዓወት ሓዘን ዘይኮነስ ኩርዓት ኢዩ ዝስመዐና- ዋሊድ ረግራጊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝነበረና ሕልሚ ዋንጫ ዓለም ዋላ ኣይተዓወት ሓዘን ዘይኮነስ ኩርዓት ኢዩ ዝስመዐና ክብል ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ሞሮኮ  ዋሊድ ረግራጊ ተዛሪቡ። ሞሮኮ ሓያላት ዝበሃላ ጋንታታት ብምስዓር ናብ ፍርቂ ፍፃመ ምብፅሓ ይዝከር። ይኹን እንበር ትማሊ…

መቐለ ሓዊሱ ብዙሓት ከባቢታት ትግራይ ዳግም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐለ ሓዊሱ ብዙሓት ከባቢታት ትግራይ ዳግም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ከምዝረኸባ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ብዘጋጠመ ኲናት ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት እቲ ዲስትሪቡሽን ዝበፅሐ ጉድኣት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ተወካሊት ንግዲ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ካትሪን ታይን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ተወካሊት ንግዲ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ካትሪን ታይን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ መራሕቲ ኣሜሪካ ኣፍሪካ ምስ ተወካሊት ንግዲ ኣሜሪካ…

1 ሺሕን 23 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 23 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ ተገሊፁ፡፡…

ባንኪ ዓለም ንሓደጋ ተቓላዕቲ ኢትዮጵያውያን ተረባሕቲ ዝገብር 745 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንሓደጋ ተቓላዕቲ ኢትዮጵያውያን ተረባሕቲ ዝገብር 745 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ምግባሩ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተራት ቦርድ እቲ ባንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ቀዳማ ብርኪ ኣገልግሎት ጥዕናን ፕሮጀክት ምምሕዳር ሓደጋ ውሕጅን ንምድጋፍ ዝውዕል ሓገዝ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ክርስቲላ ጆርጄዬቫ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ ክርስቲላ ጆርጄዬቫ ውፅኢታዊ…

ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ን6 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዜጋታ ሓገዝ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ን6 ነጥቢ 9 ሚሊየን ዜጋታ ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ሰብኣዊ ሓገዛት ከምዝተገበረ ኮሚቴ ሚኒስትራት ገሊፁ። እቲ ኮሚቴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ ክሳብ ሕዚ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝገምገመ እንትኸውን÷…

ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ መፃረዪ መሸጢ ወጋ ነዳዲ ጋዝ ክስማዕማዓ ኣይከኣላን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረብ ሓይሊ ንምዝታይ ዳግም ዝተኣከበ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሕብረት ኣውሮፓ ሕዚ እውን ኣብ መፃረዪ መሸጢ ወጋ ነዳዲ ጋዝ ክስማዕምዑ ከምዘይከኣሉ ተገሊፁ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መሸጢ ዋጋ ቀረብ ጋዝ ሕብረት ኣውሮፓ ብሜጋዋት ካብ 275 ዩሮ ናብ…

ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ኣስኢኑ ኣብ ዝተብሃለ ውልቀ ሰብ ክሲ ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ክትስእን ገይሩ ኣብ ዝተብሃለ ሳሙኤል እጓለ ሰብ ክሲ ከምዝመስረተ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። እቲ ክሲ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምድብ ልደታ 1ይ ፍሉይ መጋባእያ ጉዳያት ገበን ዝቐረበ…

ሊዮኔል ሜሲ ቀፃሊ ሰንበት ዝካየድ ናይ ፍፃመ ፀወታ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ናይ መወዳእታ ፀወትኡ ከምዝኾነ ተዛሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርጀንቲናዊ ኮኸብ ሊዮኔል ሜሲ ቀፃሊ ሰንበት ዝካየድ ናይ ፍፃመ ፀወታ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ናይ መወዳእታ ፀወትኡ ከምዝኾነ ተዛሪቡ። ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ጋንታ ባርሴሎና ንሃገሩ 171 ግዘ ዝተሰለፈ እንትኸውን÷ 96 ሸቶታት ኣመዝጊቡ። ኣብ ፅዋዕ…