Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ፃውዒት ሰላም ኣዴታት ኢትዮጵያ እናገበሮ ዝርከብ ስራሕ ዝምስገን ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ሰላም ኣዴታት ኢትዮጵያ እናገበሮ ዝርከብ ስራሕ ዝምስገን ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ጉባኤ ፃውዒት ሰላም ኣዴታት ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብቲ ጉባኤ ተረኺበን ኣብ ዘስመዐኦ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተኸፈቶ ኲናት ንምክልኻል ዝገብሮ ሕጋዊ ስጉምቲ ንድግፍ – ጥምረት ሕብረት ሲቪክ ማሕበራት ሰሜን ኣሜሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተኸፈቶ ኲናት ንምክልኻል ዝገብሮ ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝድግፍ ጥምረት ሕብረት ሲቪክ ማሕበራት ሰሜን ኣሜሪካ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ፡፡ ኣብ መግለፂኡ ድማ ግብረ ራዕዲ ህወሓት…

ህወሓት ሓገዝ ንወተሃደራዊ ዕላማ ምጥቃም ፍፁም ተቐባልነት ኣይብሉን-ሴናተር ማርክ ዋርነር

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ሓገዝ ንወተሃደራዊ ዕላማ ናይ ምጥቃም ሓደገኛ ኣካይዳ ፍፁም ተቐባልነት ከምዘይብሉ ኣካቢ ሴናተር ጉዳያት ድሕንነት ኣሜሪካ ማርክ ዋርነር ገሊፆም። እቶም ሴናተር፥ ጎንፂ ደው ብምባል ናብ ሰላማዊ መገዲ ምምላስ ይግባእ ኢሎም።…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሩዋንዳ ክተምርሕ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ናይ ካፍ መልሲ ግጥም ንምክያድ ሎሚ መዓልቲ ናብ ሩዋንዳ ክተምርሕ ኢያ። ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝቕፅል ሰንበት ምስ ሃገራዊት ጋንታ ሩዋንዳ ናይ መልሲ ግጥማ ክተካይድ ኢያ፡፡ እታ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ንኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ መብርሂ ንኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ሂቦም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝርከቡ ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ ዝሃብዎ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣፈፃሚ ጉዳይ ረብሓ ኢትዮጵያ ናይ ዘይደልዩ ባዕዳውያን ኢዩ – ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሄራዊ ሓድነትን ረብሓን ኢትዮጵያ ዘይደልዩ ባዕዳውያን ዝወሃቦ ልኡኽ ዘፈፅም ከምዝኾነ ምሁራን ገሊፆም። እቶም ሙሁራን፥ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ማይ ኣባይ ተፈጥሮኣዊ መሰላ ከይትጥቀም ዝደልዩ ባዕዳውያን ሸሪኽ ህወሓት…

ህወሓት ወረራ እናስፈሐ ምእዋይ ቀፂሉሉ ኣሎ – መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ህወሓት ወረራ እናስፈሐ ምእዋይ ቀፂሉሉ ኣሎ" ክብል ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ:: ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ህወሓት ተደጋጋሚ ፃውዒት ሰላም ነፂጉ በቢኣንፈቱ ብዝለኮሶን ሎሚ መዓልቲ እውን እናስፋሕፈሖ…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ንክቕፅል ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ከይዲ ሰላም ንክቕፅል ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣቦታት ሃይማኖት እቲ ጉባኤ “ቅድመ ኩነት ሰላም፣ ሰላም ጥራሕ ኢዩ” ብዝብል መሪሕ ቃል እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታትን ሓዱሽ ዓመትን ምኽኒያት ብምግባር መግለፂ ሂቦም።…

5 ኩባኒያታት ኣብ ዓለም ለኸ ምርኢት ቴክኖሎጂ ክሳተፋ ኢየን-ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)5 ኩባኒያታት ቀፃሊ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ዓለም ለኸ ምርኢት ቴክኖሎጂ ክሳተፋ ኢየን ክብል ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። እተን ኩባኒያታት፥ ኣፍሪኮም ቴክኖሎጂ፣ ኤክስለረንት ቴክኖሎጂ ሶሊውሽንስ፣ ኣይ ኔትወርክ ሶሊውሽንስ፣…

መሸጢ ዋጋ ፍሪያት ነዳዲ ወርሒ መስከረም ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ፍሪያት ነዳዲ ካብ 26 ነሓሰ 2014 ዓ.ም ክሳብ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም  ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ሓዊሱ ካልኦት ዓይነታት ነዳዲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ብዝነበሮ መሸጢ…