Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

መርሃ ግብሪ “ኣዲስ ወግ” ‘ፈተና፣ ዓወት፣ ተስፋ’ ብዝብል ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ መወዳእታ ዓመተ 2014 መርሃ ግብሪ “ኣዲስ ወግ” ‘ፈተና፣ ዓወት፣ ተስፋ’ ብዝብል ርእሲ እቲ ዓመት ብምድህሳስ ይካየድ ኣሎ። ኣማኻሪ ድሕንነት ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን፣ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ከምኡ እውን ሚኒስትር…

ዓለም ለኸ ጉጅለ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ መተኣኻከቢ እቶት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ጉጅለ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ መተኣኻከቢ እቶት ኣካይዱ። እቲ እቶት ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ምምዝባል ዜጋታት እግሪ ንምትካልን ብምኽኒያት ተፈጥሮኣዊ ሓደጋ ዝተጎድኡ ክፋላት ሕብረተሰብ ንምድጋፍን ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ።…

ኣብ ጭና ንፁሃን ዝተጨፈጨፉሉ 1ይ ዓመት ተዘኪሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ወረዳ ጭና ንፁሃን ብግፍዒ ዝጨፍጨፈሉ 1ይ ዓመት ተዘኪሩ፡፡ ኣብቲ መዓልቲ ዝኽሪ÷ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቀል ከፋለ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣመራርሓታት ሰራዊት…

ንበዓል ዝኾኑ ጠለብ ፍርያታት ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናኣተዉ ከምዝኾኑ ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝቕፅሉ በዓላት ምኽንያት ብምግባር ንበዓል ዝኾኑ ጠለብ ፍርያታት ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናኣተዉ ከምዝኾኑ ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ ዝቕፅል በዓል ምኽንያት…

ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ሰላምን ፀጥታን ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ሰላምን ፀጥታን ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል፣ ኹለን ዞባታት፤ ምምሕዳር ከተማን ላዕለዎት…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ወረዳ ቆቦ ኣብ ልዕሊ ህፃዉንቲን ሽማግለታትን   ብከቢድ መሳርሒ ዝተሓገዘ መጥቃዕቲ ፈፂሙ – ግዳያት

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ወረዳ ቆቦ ኣብ ልዕሊ ህፃዉንቲን ሽማግለታትን   ብከቢድ መሳርሒ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመሎም በቲ ደብዳብ ጥቕዓት ዝበፅሖም ግዳያትን ስድርኦምን ገሊፆም። እቲ ግብረ ራዕዲ ንሰላም ዝተወሃቦ ዕድል ገዲፉ ኩናት ኣብ ዝኸፈተሎም ኣብ…

ዘፈር ባንኪ ንሰብሃፍቲ ወፃኢ ክፍቲ ምግባር ኣብ ዘፈር ባንኪ ዓብዪ ለውጢ ከምዘምፅእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ባንኪ ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ክፍቲ ምግባሩ ኣብ ዓውዲ ባንኪ ኢትዮጲያ ልዑል ለውጢ ዘምፅእ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኣብ ዘካየዶ መበል 13 ስሩዕ ኣኼብኡ ዓውዲ ባንኪ ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ክፉት ክኾን ንምግባር ኣብ ዝቐረበሉ ፖሊሲ…

ውህደት ዞባዊ ፕሮጄክት ዲጂታል ኢኮኖሚ ምብራቕ ኣፍሪካ ናብ ተግባር ንምእታው ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ደቡብ ሱዳንን ሶማሊያን ውህደት ዞባዊ ፕሮጄክት ዲጂታል ኢኮኖሚ ምብራቕ ኣፍሪካ ናብ ተግባር ንምእታው ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጠን። እቲ ዘተ ሰለስቲአን ሃገራት ናብ ቀፃሊ ከይዲ ንምስጋር ዘለዎን ደረጃ ንምፍላይ. ድልየተን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ፋውንዴሽን ዲቦራ ዝተሃነፀ መዋእለ ህፃናት መሪቐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፋውንዴሽን ዲቦራ ዝተሃነፀ መዋእለ ህፃናት ሎሚ መዓልቲ  መሪቐን። ኣብ ከተማ ለገጣፎ ለገዳዲ ዝተሃነፀ እቲ መዋእለ ህፃናት ትሸዓተ መምሀሪ ክፍሊን ካልኦት ምምሕዳር ቢሮታትን ዝሓዘ እዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብቲ…

ኮሌጅ ቴክኒክ ፖሊ ተግባረ-ዕድ ኣዲስ ኣበባ መበል 80 ዓመቱ ኣኽቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሩያት ሰብ ሞያን ዓበይቲ ሰባትን እናምሀረ ዝነበረ ኮሌጅ ቴክኒክ ፖሊ ተግባረ-ዕድ ኣዲስ ኣበባ መበል 80 ዓመቱ ሎሚ መዓልቲ ኣኽቢሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ክእለትን ስራሕን ሙፈሪሃት፤መካየዲ ስራሕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጥራቱ በየነን…