Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣምባሳደር ተፈሪ መለሰ ምስ ሚኒሰስትር እንግሊዝ ጉዳያት ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጵጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብሪታኒያ ኣምባሳደር ተፈሪ መለሰ ምስ ሚኒሰስትር እንግሊዝ ጉዳያት ኣፍሪካ ቪኪ ፎርድ ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ተፈሪ መለስ ኣብ ዘተኦም ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቶም ገለፃ ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሕብረት…

ዓለም ፀኒዓ ጠጠው ክትብል ዝኸኣለት ንኻልኦት ብዝግበር ሰናይ ተግባር ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ፀኒዓ ጠጠው ክትብል ዝኸኣለት ንኻልኦት ብዝግበር ሰናይ ተግባር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ገንዘብና፣ ፍልጠትናን ጉልበትናን…

ካብ ድፋዓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ትካላት ሓገዝ ብስም ተሓገዝቲ ዘእተውዎም ናውቲታት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ድፋዓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ትካላት ሓገዝ ብስም ተሓገዝቲ ዘእተውዎም ናውቲታት ከምዝተረኸቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ግብረ ራዕዲ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዓሊሙ መጥቃዕቲ ኣብ ዝኸፈተሉ ግንባር ወልቃይት ኣመራርሓ እቲ ጉጅለ ራዕዲ…

መዓልቲ ወልንታዊያን ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) 1 ጳጉመን መዓልቲ ወልንታዊያን ይኽበር ኣሎ። ኣብ ሓዱሽ ዓመት 2015 ዓ.ም ንዓወት ዘብፅሑና ተመክሮታትን ክብሪታትን ብምስፋሕ፣ ዘንፀላለዉና ፈተናታት ብዓወት ንምውፃእ ዘኽእሉ ዕድላት ብምፍጣር መላእ ኢትዮጵያዊ ከምዝቕበል ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

“ጳጉሜን ብምድማር” ብዝብል መሪሕ ቃል መዓልቲ ወለንታ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ጳጉሜን ብምድማር” ብዝብል መሪሕ ቃል መዓልቲ ወለንታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ከባቢ ብምፅራግ፤ ፈልሲ ብምትካልን መምሃሪ ክፍሊታት ተምሃሮ ንሓዱሽ ዘበነ ትምህርቲ ድሉዋት ናይ ምግባር ስራሕቲ…

ህወሓት ጎንፂ ብሰላማዊ መገዲ ናይ ምፍታሕ ድልየት ከምዘይብሉ ብናይ ባዕሉ ሰነድ ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጎንፂ ብሰላማዊ መገዲ ናይ ምፍታሕ ድልየት ከምዘይብሉ ሸሊኹ ብዝወፅአ ናይ ባዕሉ ሰነድ ኣረጋጊፁ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ “ኣካይዳን ስትራቴጂን መዛዘሚ ምዕራፍ” ብዝብል ዘዳለዎ ሰነድ ሸሊኹ ወፂኡ። እቲ ሰነድ፥ መንግስቲ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ውሽጢ ሓደ ገዛ 10 ንፁሃን ዜጋታት ብግፍዒ ቀቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ውሽጢ ሓደ ገዛ 10 ንፁሃን ዜጋታት ብግፍዒ ከምዝቐተለ ተገሊፁ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግ ህምራ ወረዳ ሰቖጣ ፍሉይ ሽሙ ወለህ ኣብ ዝበሃል ከባቢ 10 ንፁሃን ዜጋታት ብግፍዒ ምጭፍጫፉ ምምሕዳር…

ኣብ 5 ወረዳታት ክልል ዓፋር ሓደጋ ውሑጅ ንምክልኻል ዘኽእል ስራሕቲ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓሙሽተ ወረዳታት ክልል ዓፋር ሓደጋ ውሑጅ ንምክልኻል ዘኽእል ስራሕቲ ይስራሕ ምህላዉ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ዱብቲ ግንዛበ መዕበይ ስራሕቲ ቅድመ ምክልኻል ሓደጋ ውሑጅ ብወለንታውያን መናእሰይ ይስራሕ…

ኣብ ሱዳን ፌስቲቫል “መዓልቲ ምሕዝነት ህዝቢታት ኣፍሪካ” ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌስቲቫል “መዓልቲ ምሕዝነት ህዝቢታት ኣፍሪካ” ኣብ ሱዳን ዓለም ለኸ ቤት ምኽሪ ምሕዝነት ተኻይዱ። ኣብቲ ፌስቲቫል ተቐማጥነቶም ካርቱም ዝገበሩ ኤምባሲታት ሃገራት ኣፍሪካን ዜጋታቶምን ከምዝተሳተፉ ተገሊፁ፡፡ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳንን ኣብ…

ሊዝ ትሩስ ሓዳሽ ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሪታንያ ኮይነን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊዝ ትሩስ ሓዳሽ ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሪታንያ ኮይነን ተመሪፀን። ትሩስ ተናሓናሒአን ንዝኾኑ ሪሺ ሱናክን ብምስዓር ከምዝተመረፃ ቢበሲ ኣብ ፀብፃቡ ኣመልኪቱ። ሊዝ ትሩስ ኣብቲ መረፃ 81 ሺሕን 326 ድምፂ ዝረኸባ እንትኾና፥ ሪሺ ሱናክ ድማ 60…