Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ ኣፍሪካ ክሌማ ኣብ ምልማድ ልዑል ለውጢ ከምዝመፅእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ተዛሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ፕሮግራም ምቅልጣፍ ምልማድ ኣፍሪካ“ ኣብ ኣፍሪካ ክሌማ ኣብ ምልማድ ልዑል ለውጢ ከምዝመፅእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ተዛሪበን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ሆላንድ ሮተርዳም ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ማእኸል ምልማድ ኣፍሪካ(African Adaption Summit)…

ብምኽንያት ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ንዓብዪ ጥሜት፣ ስቓይን ምንግልታዕን ተቓሊዑ – ምሩኻት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ንዓብዪ ጥሜት፣ ስቓይን ምንግልታዕን ከምዝተቓለዐ ኢዶም ዝዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ንምፍራስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ኢዶም ካብ ሞንጎ ዝሃቡ ተዋጋእቲ ሰሎሞን ሺሻይ፣…

ሸሊኹ ዝወፅአ ሰነድ ህወሓ እቲ ጉጅለ ምስ ራዕዳውያን ዘለዎ ርክብ ብግልፂ ዘርአየ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምስ ካልኦት ጉጅለ ግብረ ራዕዳውያን  ሕብረት ፈጢሩ እናሰርሕ ከምዝኾነ ሸሊኹ ዝወፅአ ምስጢራዊ ሰነድ ህወሓ ሰነዱ የመልክት። እቲ ጉጅለ ኣብ ዘውፀኦ “መዛዘሚ ምዕራፍ ኣካይዳን ስትራቴጂን” ብዝብል ዘሰናደኦን ሸሊኹ ዝወፅአን እቲ…

ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝበፅሐና ውቅዒት ምፅዋር ኣይከኣልናን-ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝበፅሐና ውቅዒት ምፅዋር ኣይከኣልናን ክብሉ ኣብ ግምባር ሰቖጣ ኢዶም ዝሃቡ ዕጡቓት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተዛሪቦም። እቶም ምሩኻት ይካየድ ኣብ ዘሎ ኲናት “ኣምሓራ ክትድምሱሱ ኣለኩም” ዝብል ልኡኽ ከምዝተውሃቦም ተዛሪቦም።…

ሰብ ሃፍረቲ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 3 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣብዑር ንስሙር ሰራዊት ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍረቲ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 3 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ኣብዑር ኣብ ግንባር ሰሜን ማይፀብሪ ተከዘ ንዝርከብ ስሙር ሰራዊት ደገፍ ገይሮም። ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንሳልሳይ እዋን ዝኸፈቶ ወረራ ንምምካት ኣብ ዝግበር ርብርብ ኢዩ እቶም ሰብ ሃፍቲ…

ኣብያተ ዕዮ ሚኒስቴራት መዓልቲ ወልንታዊያን ብሓባር ኣኽቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ጥዕና፣ ሚኒስቴር ትምህርቲ፣ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን  መዓልቲ ወልንታዊያን ብሓባር ኣኽቢሮም። እቶም ሚኒስቴራት ብሓባር ኣብ ዘሰናድእዎ መርሃ ገብሪ ሙሉእ መዓልቲ፥ ኣብ ቀዳማይ ብርኪን ካልኣይ ብርኪን ቤት ትምህርቲ ሓፈሻዊ ሆስፒታል…

ዝሓዝናዮ ራእይ ንምዕዋት ብሓዱሽ መንፈስ ስራሕ ንቕድሚት ክንጓዓዝ ይግባእ- ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣብ ሓዱሽ ዓመት ዝሓዝናዮ ራእይ ንምዕዋት ብሓዱሽ መንፈስ ስራሕ ንቕድሚት ክንጓዓዝ ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን  ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ፃውዒት ኣቕሪበን። ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ዘመሓላለፋ…

ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ን2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ን2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበረን ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ፈታኒ ኣብ ዝኾነ…

9ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ፖሊሲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)9ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ፖሊሲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየር፣ ኣብ መሰልን ተሓታትነትን ህፃናት ኣፍሪካ ትኹረት ገይሩ እናተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። እቲ ጉባኤ ኣብ ኣፍሪካ ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር…

“ኢትዮጵያ ንሰላም ክትገብሮ ትኽእል ኩሉ ገይራ ኢያ” – ኣልስተር ቶምሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰላም ክገብሮ ዝኽእል ኩሉ ከምዝተዋፅአ ኣብ ሊውዚላንድ ንሚዲያ “ስኩፕ” ዝሰርሕ ጋዜጠኛ ኣልስተር ቶምሰን ገሊፁ። ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ዝተፈጠረ ፀገም ብልዝብ ንምፍታሕን ዘላቒ ሰላም ንምርግጋፅን ዘለዋ ዓብዪ…