Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

መዓልቲ መፍረያይነት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)‘’ዕዉት ሓበራዊ ፃዕሪ መፍረያይነት ንዕቤት ሃገር’’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መዓልቲ መፍረያይነት ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ይኽበር ኣሎ። ሚኒስቴር ሕርሻ፣ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ፣ ሚኒስቴር መዓድን፣ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፣ ሚኒስቴር ልምዓት…

ሩሲያ ምዕራባውያን ዝኣተዉዎ ቃል “ማዕቐብ ሎጂስቲክስ” ኣየልዐሉን ክትብል ከሲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ እኽሊን መዳበሪያን ናብ ዕዳጋ ዓለም ንኽተቕርብ ምዕራባውያን ዝኣተዉዎ ቃል ኣየኽበሩን ክብሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮብ ኮኒኖም። ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዘንፀላለወ ቅልውላው ቀረብ እኽሊ ንምቅላል…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ እንስሳት ግፍዒን በደልን ይፍፅም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ብሄረሰብ ዋግህምራ ወረዳ ጋዝጊብላ ቁሸት ዛሮታ ንብረት ሓረስቶት ዝኾኑ እንስሳት ብምቕታል ቀንዲ ፀላኢ ህዝቢ ምዃኑ ኣርኢዩ ተባሂሉ። በቲ ወራሪ ጉጅለ ጉድኣት ዝበፅሖም ሓረስቶት፥ “ሓሪስና፣ ኣልሚዕና ቆልዑት ክነዕብየሉ ኢና፤…

ኣምባሳደር ስለሺ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ድምፂ ኢትዮጵያን ንምስማዕ ሰላማዊ ሰልፊ ንዝገበሩ ኣባላት ዳያስፖራ ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ድምፂ ኢትዮጵያን ንምስማዕ ሰላማዊ ሰልፊ ንዝገበሩ ኣባላት ዳያስፖራ ናእደኦም ገሊፆም። ካብ ከባቢ ዋሸንግተን ዲሲን ካልኦት ግዝኣታትን ብምትእኽኻብ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር…

 ዓወትና ብፃዕርና ይዕቀን። ልዑል ዓወት ኣብ ድሕሪኡ ዓብዪ ዋጋ ዝኽፈሎ ኢዩ-ሚኒስትር ታከለ ኡማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወትና ብፃዕርና ይዕቀን። ልዑል ዓወት ኣብ ድሕሪኡ ዓብዪ ዋጋ ዝኽፈሎ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ዕደና ፌዴሪኢ ታከለ ኡማ ገሊፆም። ዝሓሸ ፅባሕ ንመፃኢ ትውልዲ ንምርካብ ዘለና ሃፍቲ ሰብን ተፈጥሮን ምስ ቴክኖሎጂ ብምውዳድ ዝገጥመና ፈተና ናብ ዝሓሸ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሓንቲ ኣዶን ኣርባዕተ ህፃናትን ሓዊሱ 25 ንፁሃን ቀንፂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ምምሕዳር ዋግ ህምራ ብሄረሰብ መዓስከር ወለህ ሓንቲ ኣዶን ኣርባዕተ ህፃናትን ሓዊሱ 25 ንፁሃን ቀንፂሉ። ካብቲ መጥቃዕቲ ዝተረፉ መሰኻኽር ዓይኒ ከምዝበልዎ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብቲ መዓስከር ኣቲዩ ዘየብፅሖ ግፍዒ…

ዘመዝገብናዮ መፍረያይነት ስርናይ እንተኣጠናኺርና ብምግቢ ንባዕልና ክኢልና ንዞባና መሶብ ባኒ ክንከውን ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ክሳብ ሕዚ ዘመዝገብናዮ መፍረያይነት ስርናይ እናጠናኸርናን እናስፋሕፋሕናን እንተኸይድና፤ ብምግቢ ንባዕልና ክኢልና ንዞባና መሶብ ባኒ ክንከውን ንኽእል ኢና” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒሰስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሎሚ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዘርላንድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ስዊዘርላንድ ሲሪ ዋልት ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም  ሰዊዘርላንድ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ጊዚያዊ ኣባል ብምዃን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘውገዘ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግም ዝኸፈቶ ኲናት ዘውገዘ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተሳሊጡ እቲ ሰልፊ፥ “ብህልውናን ሓድነትን ሃገር ኣይንደራደርን” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተኻየደ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ሰልፊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግም ዝኸፈቶ…

መበል ሓምሻይ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሓምሻይ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ፖለቲካ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ተሳሊጡ። እቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መድረኽ፥ ከልቲኣዊ ርክብን ምትሕብባርን ብዓደሽቲን ዝተሓረዩን ዓውዲታት ንምምዕባል ዘኽእለ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…