Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣርቲስታት 5 ጳጉመን ንዝኽበር መዓልቲ ሓድነት ዝኸውን ክሊፕ ሙዚቃ ብምስራሕ ኣረኪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲስታት 5 ጳጉመን ንዝኽበር መዓልቲ ሓድነት ዝኸውን ክሊፕ ሙዚቃ ብምስራሕ ኣረኪቦም። እቲ ኣልበም ሙዚቃ፥ “እንትንሓበር ከምሕረልና” ዝብል ርእሲ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። እቶም ስነ ጥበበኛታት፥ ብዛዕባ ሓድነት፣ ሰላም፣ ፍቕሪን ምትሕስሳብን…

ንህዝቢ ትግራይ ዝኣተወ ሓገዝ እኽሊን መድሓኒትን ንጉጅለ ዕጡቕ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ይውዕል ኣሎ-ምሩኻት

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ትግራይ ተባሂሉ ዝኣተወ ሓገዝ እኽሊን መድሓኒትን ንጉጅለ ዕጡቕ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ይውዕል ከምዘሎ ኣብ ግንባር ወልቃይት ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ኣቃሊዖም። ንፁሃን ብግፍዒ ምቕታል፣ ንብረት ምዝማት፣ መሰረተ…

ዞባታት ጉራጌን ጎፋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ኣብዑር ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባታት ጉራጌን ጎፋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ 626 ኣብዑር ገይሮም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ብልፅግና ዞባ ጉራጌ ኣይተ ክፍሌ ለማ፥ ገብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሀዝቢ እቲ ዞባ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ከምዝተሰለፈ ገሊፆም።…

ኣፕል ምስ ሳትላይት ምርኻብ ዘኽእል ኣይፎን 14 ኣላልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፕል ብህፁፅ ምስ ሳተላይት ክራኸብን ሓደጋ መኪና ከለልን ዝኽእል ቴክኖሎጂ ዝተገጠመሉ ኣይፎን 14 ብወግዒ ኣላልዩ። እቲ ኩባንያ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ቀንዲ መደበሩ ኩፐርቲኖ ኣብ ዘካየዶ ፅምብል፥ ምዝርጋሕ ኣርባዕተ ዓይነት ኣይፎን 14 ኣፋሊጡ።…

ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ ንምዝዛም ተወሳኺ 60 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንምዝዛም ተወሳኺ 60 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ዋና ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት ኢንጂነር ክፍሌ ሆሮ ገሊፆም። ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣተሓባባሪ ህዝባዊ ተሳትፎ እቲ ግድብ መበል 14 ጉባኤኡ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ጉባኤ…

ፋና ምስ ዩንቨርስቲ ኣምቦ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩንቨርስቲ ኣምቦ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠውን ፕሬዚዳንት ዩንቨርስቲ ኣምቦ ዶክተር ባይሳ ለታን ኣብቲ ሰነድ ክታሞም…

መዓልቲ ሰላም ኣብ ክልላት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ብብርኪ ሃገር “ሰላም ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ይኽበር ኣሎ። ስለዝኾነ እቲ መርሃ ግብሪ መዓልቲ ሰላም ኣብ ክልላት ዓፋር፣ ሃረሪ፣ ደቡብ ይኽበር ኣሎ። ረእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ፥ “ሰላም ንኢትዮጵያ” ብዝብል…

ኢትዮጵያ ብምግቢ ዓርሳ ንክትክእል ዝተሓንፀፀ ራእይ ንምዕዋት ብሓባር ክስራሕ ኢዩ-ኢ/ር ኣይሻ መሓመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም ኢትዮጵያ ብምግቢ ዓርሳ ንክትክእል ዝተሓንፀፀ ራእይ ንምዕዋት ብሓባር ክስራሕ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ገሊፀን። ኢንጂነር ኣይሻ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥  …

ምክእኣል፣ ምክብባር፣ ምምህሃርን ፍልጠትን ፍልፍላት ሰላም ኢዮም -ፕሬዚዳነት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክእኣል፣ ምክብባር፣ ምምህሃርን ፍልጠትን ፍልፍላት ሰላም ኢዮም ክብላ ፕሬዚዳነት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተዛሪበን። ሎሚ መዓልቲ ብብርኪ ሃገር “ሰላም ንኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል መዓልቲ ሰላም ይኽበር ኣሎ። እዚ መዓልቲ ብዝምልከት መልእኽቲ…

ኢትዮጵያውያን ንሰላም ሃገሮም ንክሰርሑ ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ሰላም ንሓድነትን ምዕባለን ዘለዎ ዋጋ ብምግንዛብ ንሰላም ሃገሮም ንክሰርሑ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ሚኒስትር 3 ጳጉሜን መዓልቲ ሰላም ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እዚ ዕለት…