Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ እዋን በዓል ሓደጋ ሓዊ እንተየጋጠመ ብሰላም ምሕላፉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕን ስግኣት ሓደጋን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን በዓል ሓዱሽ ዓመት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ እንተየጋጠመ ብሰላም ምሕላፉ ገሊፁ። ህዝቢ መልእኽቲታት ጥንቃቐ ብኣግባቡ ብምትግባሩ እቲ ኮሚሽን አመስጊኑ። በዓል ሙያ ርክብ ህዝቢ…

ሳፋሪኮም ፈተነ ኣገልግሎት ኔት ዎርክ ዓማዊል ኣብ ኣዳማን ባህርዳርን ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ፈተነ ኣገልግሎት ኔት ዎርክ ዓማዊል ኣብ ኣዳማን ባህርዳርን ከምዘጀመረ ኣፍሊጡ። እቶም ዓማዊል ብ07 ብዝጅምር መስመር ቁፅርታት ስልኪ ብምምራፅ ሲም ካርድ ምዕዳግ ከምዝኽእል ተሓቢሩ። ሲም ካርድ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ እቶም ዓማዊል…

ኣቦመንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦመንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም፥ ''ንኢትዮጵያዊያን ኣሓትናን ኣሕዋትናን ዘበነ ሰላም፣ ጥዕናን ልምዓትን ክኾነልኩም እምነ'' ኢሎም። እዋናዊ…

ኣብ ግንባር ወሎ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር  ኣብ ስታዲየም ወልዲያ ሓዱሽ ዓመት የኽብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ግንባር ወሎ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር  ኣብ ስታዲየም ወልዲያ ሓዱሽ ዓመት የኽብሩ ኣለዉ። እቶም ንግብረ ራዕዲ ህውሓት ንምድምሳስ ኣብ ግንባር ዝተሰለፉ ኣባላት፥ ''መበገሲና ኢትዮጵያዊነት መዛዘሚና ዓወት፤ ንክብሪ ሃገር…

ከንቲባ ኣዳነች  ኣብ ማእኸል ምግብና ተስፋ ብርሃን ብምርካብ ሓዱሽ ዓመት ኣኽቢረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ  ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማእኸል ምግብና ተስፋ ብርሃን ብምርካብ ሓዱሽ ዓመት ኣኽቢረን። እተን ከንቲባ ምስ ቢኬጂ ፋውንዴሽን ብምዃን እየን ኣብቲ ማእኸል ተረኺበን። ከንቲባ ኣዳነች ፥ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ምስ ተረባሕቲ እዚ ማእኸል…

ኢትዮጵያ ሓዱሽ ዓመታ ተቐቢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት 2015 ዓ.ም ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣቲዩ። ኢትዮጵያውያን ብዝተፈላለዩ ምስንዳኣት ሓዱሽ ዓመቶም ተቐቢሎም። እቲ በዓል ምኽኒያት ብምግባር ንጎሆ ሰዓት 12 መድፍዕ 21 ጊዘ ተተኩሱ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ…

ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ዝግበኣ ኣገልግሎት ንምሃብ ድልውቲ ክትኸውን ኣለዋ – ኣይተ ኣወል ኣርባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ዝግበኣ ኣገልግሎት ንምሃብ ድልውቲ ክትኸውን ኣለዋ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ገሊፆም። ኣይተ ኣወል ኣርባ ንሓዱሽ ዓመት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ዘመሓላለፉ እንትኸውን፤ ሓዱሽ…

ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዱሽ ዓመት 2015 ዓ.ም ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ሰናይ ትምኒቶም እንኳዕ ኣብጸሐኩም ማለት፤ ተፈጥሯዊ ባህሪ ደቂ ሰባት እንተኾነ እውን…

ብዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር 21 ጊዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ፅባሕ ብምግባር 21 ጊዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ። እቲ መድፍዕ ንጎሆ ሰዓት 12፡00 ሰዓት ከምዝትኮስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ኢትዮጵያዊያን ኣብ ሓዱሽ ዓመት ንሰላም፣ ዕርቂን ይቕሬታን ቀዳምነት ብምሃብ ንክሰርሑ ኣቦታት ሃይማኖት ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊያን ኣብ ሓዱሽ ዓመት ንሰላም፣ ዕርቂን ይቕሬታን ቀዳምነት ብምሃብ ንክሰርሑ ኣቦታት ሃይማኖት ፃውዒት ኣቕሪቦም። ትካላት ሃይማኖት ክርስትና ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ኣቦታት…