Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ደቂ ኣንስትዮን መናእሰይን ትኹረት ዝገበረ ጉባኤ ብመደረ ከፊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ታንዛኒያ ዳሬ ሰላም እናተኻየደ ዝርከብን ኣብ ደቂ ኣንስትዮን መናእሰይን ትኹረት ዝገበረን ጉባኤ መኽፈቲ መደረ ኣስሚዐን። እቲ ጉባኤ ብፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ሳሚያ ሓሰንን ዋና ፀሓፊ ናፃ ዞባዊ ንግዲ ኣፍሪካ…

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ደገፍ ተሽከርከርቲ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤይድ)ንኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ደገፍ ተሽከርከርቲ ገይሩ። ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን መፍትሕ እተን ተሽከርከርቲ ንምክትል ዋና ኮሚሽነር ራኬብ መለሰ ኣረኪበን።…

“ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሕጻናት ናብ ኲናት ምእታዉ የተሓሳስበኒ” – ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጀራልድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሕፃናት ናብ ኲናት እናእተወ ማሕበረሰብ ዓለም ብስቕታ ምሕላፉ ከምዘተሓሳስበን ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጀራልድ ገሊፀን። ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጀራልድ፥ ኣብ ካናዳ ተመራማሪት ዓለም ለኸ ጉዳያት ፀፅታን ኣብ ባልሲሊ ዲን ዓለም ለኸ…

ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ማእሰርቲ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ተፈቲሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ካብ ማእሰርቲ ከምዝተፈትሑ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብዚ ሰሙን ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም ብኣተሓባባራይነት እቲ ኤምባሲ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ…

ብ461 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ዘበናዊ ማእኸል ሕክምና ዓይኒ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዳግማዊ ምኒሊክ ሆስፒታል ብ461 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ዘበናዊ ማእኸል ሕክምና ዓይኒ ተመሪቑ። ሚኒስተር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንገስቲ ኣብቲ ስነ…

ሓዱሽ ዓመት ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነተን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት 2015 ዓ.ም ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ብሰላም ምዝዛሙ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነተን ኣፍሊጡ። እቲ በዓል ብሰላም ንክዛዘም ኣብ ሓለዋ ዝተዋፈሩ ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ነህዝቢ ብምቕዳም ዝተውሃቦም ሃገራዊ ልኡኽ ብብቕዓት…

ድሕንነት መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ዛፖሪዢያ ከምዘተሓሳስቦም ፑቲን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሜር ፑቲን ምስ ፈረንሳይ መዘነኦም ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ጉዳይ ድሕንነት መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ዛፖሪዢያ ኣድሂቦም ዘቲዮም፡፡ ሩሲያ ኣብ ዛፖሪዢያ ዝተኸዘነ ጨረር ዘፈልፍል ሕፃብ ኒውክሌር ኣብ ልዕሊ ሰባት ከቢድ ጉድኣት…

ኣብ ዞባታት ደቡብ ኦሞን ኮንሶን ክታበት ንፍዮ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባታት ደቡብ ኦሞን ኮንሶን ክታበት ንፍዮ ይወሃብ ከምዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ክታበት ምስ ሩቤላ ኢኒሼቲቭ ብምትሕብባር ዝወሃብ ዘሎ ኢዩ ተጋቢሉ። ኣብቲ ወፍሪ ነቶም ዜጋታት ኣወሃህባ ዝተመጣጠነ…

ኣምባሳደር ፈይሰል ኣልይ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኳታር ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ብዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ፈይሰል ኣልይ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሱልጣን ቢን ሰዕድ ኣልምረሂ ዘትዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ እተን ሃገራት ዘለወን ክልቲኣዊ ርክብ ዝያዳ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት…

ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ኣብዚ ወርሒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፌዴሪኢ ኣብ ኣልጄሪያ ኣብ ዝነበረን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምስ ሰብ መዚ እታ ሃገር ተዛቲየን። ቀፃሊ ዙር…