Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ 767 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ከምዘድሐነ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ምስ ሓለዋ ጠረፍ ባሕሪን ኣካላት ፀፅታ እታ ሃገር ብምትሕብባር 767 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ከምዘድሐነ ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ÷ ካብ ሸንሸል ሓደጋ ዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ሰባት ተሪፎም ዝኸፍአ ሓደጋናብ ዘጋጥመሉ ባሕሪ…

ኣምባሳደር ዮናስ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናይጄሪያው ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ዮናስ ዮሴፍ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ናይጄሪያ ጆፍሪ ኦኒዬማ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ዘቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊ ርክባት ኢትዮጵያን ናይጄሪያን ምምይያጦም ተገሊፁ፡፡ ኣምባሳደር ዮናስ ኣብ…

ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሰላማዊ ንምግባር ሓበራዊ ምንቅስቓስና ኣጠናኺርና ንኅንቅፅል ፃውዒተይ የቕርብ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኩለመዳይ ምንቅስቓስ ከተማናን ዙርያኣን ሰላማዊን ዝተረጋገአን ንምግባ ሓበራዊ ምንቅስቓሳትና ኣጠናኺና ክንቅፅል ይግባእ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፀዊዐን። ነበርቲ፣ ውዳበ መንግስቲ፣ በቢከባቢኡ ዝተወደቡ ኣባላት ህዝባዊ ሰራዊት፣…

ዊሊያም ሩቶ ፕሬዚዳንት ኬንያ ብምዃን ቃለ-ማሕላ ፈፂሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዊሊያም ሩቶ 5ይ ፕሬዚዳንት ኬንያ ብምዃን ቃለ-ማሕላ ፈፂሞም። ኣብቲ በዓለ ሲ፣ት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሐዊሱ መራሕቲ ብዙሓት ሃገራትን ዲፕሎማሰኛታትን ተረኺቦም፡፡ ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ÷ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዝተኻየደ መረፃ…

ኣብ ዓለም 50 ሚሊየን ሰባት “ኣብ ዘበናዊ ባርነት” ይርከቡ – ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ መላእ ዓለም 50 ሚሊየን ሰባት “ኣብ ዘበናዊ ባርነት” ከምዝርከቡ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ቀረባ ዓመታት ንደሓር ሰባት ኣብ ዘይደልዩዎ ስራሕ፣ ዘየሕጋወ መርዓን ካልኦት ማሕበራዊ ፀገማትን ዝርከቡ ሰባት ቁፅሮም እናወሰኸ ምምፅኡ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ በዓለ ሲመት ዊሊያም ሩቶ ንምዕዳም ናይሮቢ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ በዓለ ሲመት ዊሊያም ሩቶ ንምዕዳም ኬንያ ናይሮቢ ኣቲዮም። ዊሊያም ሩቶ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሓምሻይ ፕሬዚዳንት ኬንያ ኮይኖም ከምዝተመረፁ ይፍለጥ። ኣብቲ በዓለ…

ህዝቢ ትግራይ ብምኽንያት ህወሓት ኣብ ስቓይ ከምዝርከብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ብምኽንያት ህወሓት ኣብ ስቓይ ከምዝርከብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ተዛሪቦም። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ግምባር ማይፀብሪ ዘሰለፎም ዕጡቓት÷ ብጥምር ጦር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ኣብ…

ኣብ ቢሾፍቱ ብልዕሊ 133 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተጣየሸ ፋብሪካ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ብልዕሊ 133 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መፍረዪ  መሳርሒ ሕርሻ ተመሪቑ። ማሕበር ኣክሲዮን ጀብዱ ሞተርስ ዘህነፆ እቲ ፋብሪካ÷ ንልምዓት መስኖ ዝሕግዙ መምጠጢ ማይ (ፓምፕታት) ሓዊሱ ንፍርያት ሕርሻ ሓገዝቲ ዝኾኑ…

ኣብ ግምባር ሰቆጣ ንዝተሰለፈ ጥምር ጦር ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ዋግህምራ ወረዳ ደሃናን ምምሕዳር ከተማ ኣምደ ወርቅን 785 ሺሕ ብር ዝግመቱ እንስሳት ኣብ ግምባር ሰቆጣ ንዝተሰለፈ ጥምር ጦር ሓገዝ ኣበርኪቶም። እቲ ሓገዝ ዘረከቡ ምክትል ኣመሓዳሪ ወረዳ ደሃና ኣይተ ዘነበ ማሞ÷ “ንሰላም ህዝቢ…

ኢንስትራክተር ኣብርሃም መብራቱ በዓል ሞያ ቴክኒክ ፊፋ ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ኢንስትራክተር ኣብርሃም መብራቱ በዓል ሞያ ቴክኒክ ፊፋ ኮይኖም ተሸይሞም። እቶም ኣሰልጣኒ ፊፋ ንበዓል ሞያ ቴክኒክ ዘቕረቦም መለክዒታት ብምሕላፍ፥ ከከምኩነታቱ ዝሕደስ ኩንትራት ክልተ ዓመት በዓል ሞያ ቴክኒክ ፊፋ…