Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ ዝጀመርናዮ ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ስርናይ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ንምቕራብ ኣብ ሽቶ ክንበፅሕ ቀሪብና ኣለና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ዝጀመርናዮ ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ ስርናይ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ንምቕራብ ኣብ ሽቶ ክንበፅሕ ቀሪብና ኣለና” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን…

ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየር ዝዝቲ ጉባኤ ሚኒትራት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ለውጢ ንብረት ኣየር ዝዝቲ መበል 18 ጉባኤ ሚኒትራት ኣፍሪካ ኣብ ሴኔጋል ዳካር ይሳለጥ ኣሎ። እቶም ሚኒስትራት÷ ኣብ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ዘሕድሩ ከም ቅልውላው ጥዕና፣ ምግቢ፣ ሓይሊን ገንዘብን ኣድሂቦም ክዝትዩ ኢዮም ዝብል…

ምስ ኮቪድ-19 ጋር ተተሓሒዙ ሓሬታታት ኣብ ምጥቃም ዓቕሚ ትካላት ሃይማኖት ዘጎልብት መርሃ ግብሪ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ለበዳ ኮቪድ-19 ጋር ተተሓሒዙ ሓሬታታት ኣብ ምጥቃም ዓቕሚ ትካላት ሃይማኖት ዘጎልብት መርሃ ግብሪ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ብትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያን ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ዝተሰናደአ ሰነድ መዕበዪ ግንዛበ ኮቪድ-19 ዕላዊ ተገይሩ፡፡…

ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹንንን ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ስጉምቲ ንኽትወስድ ዝሓትትን ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኸፈቶ ኲናት ዝኹንንን ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ስጉምቲ ንኽትወስድ ዝሓትትን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሸንግተን ክካየድ ኢዩ። ኣብ ፊትንፊት ዋይት ሃውስ ዝካየድ ሰልፊ÷ ዝተፈላለዩ ዕላማታት ዝተሓንገጠ ከምዝኾነ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝፈፀሞ ዘረፋ ነዳዲ ስራሕቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣኽቢዱልና – ዴቪድ ቤስሊ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መቐለ ዝርከብ መኽዚን ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዝፈፀሞ ዘረፋ ነዳዲ ስራሕቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዘኽበዶ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ዴቪድ ቤስሊ ገሊፆም። ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታየ ኣፅቀ…

ሚኒስትር ገንዘብን ዕደናን ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ ጂቡቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ኡማን ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴን ምስ ሚኒስትር ኢነርጂ ጂቡቲ ዮኒስ ዓሊ ጉዲ ተዛቲዮም። ኢንጂነር ታከለ ኡማ፥ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ዕደና ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእል ጉዳያት ምልዛቦም ኣብ ማሕበራዊ…

መርሃ ግብሪ ምግብና ተምሃሮ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ብዝበለፀ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ዓ.ም ዝህሉ መርሃ ግብሪ ምግብና ተምሃሮ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ብዝበለፀ ምድላው ከምዝተገበረ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ምግብና እቲ ምምሕዳር ኣንቺነሽ ተስፋዬ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ…

ዞባ ጅማ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕል 30 ሚሊየን ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ጅማ ህልውና ሃገር ንምሕላው ይዋደቕ ንዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕል 30 ሚሊየን ደገፍ ገይሩ። እቲ ዝተገበረ ደገፍ፥ ልዕሊ 500 ኣብዑርን ምግቢ ተንከፍ እታዎታትን ዘካተተ ከምዝኾነ ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ትጃኒ ናስር ተዛሪቦም።…

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከባቢ ሰሜን ጎንደር ልዑል ማሕበራዊን ሰባኣዊን ጉድኣት ከምዘብፀሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ከባቢ ሰሜን ጎንደር ልዑል ማሕበራዊን ሰባኣዊን ጉድኣት ከምዘብፀሐ ምምሕዳር እቲ ዞባ ገሊፁ። ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣይተ ያለኣለም ፈንታሁን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣገልግሎት ዝህባ…

ነበርቲ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 21 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 21 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነት ደገፍ ገይሮም። ኣብ ርኽክብ እቲ ደገፍ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ክፍለ ከተማ ኣይተ ሙሉነህ ፈይሳ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ…