Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደም ለጊሶም። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ሰብን ሓለዋን እቲ ቤት ፅሐፈት ኣይተ ሽብሩ ኣባዲማ ኣብቱ እዋን ከምዝሓበሩዎ÷ እቶም ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ቅድሚ ሕዚ…

ፋሲል ከነማ ኣብ ፈላማይ ውድድር ቅድመ መፃረዪ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ኣፍሪካ ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈላማይ ውድድር ቅድመ መፃረዪ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ኣፍሪካ ምስ ቡሩንዳዊት ጋንታ ቡማሙሩ ዝተፃወተት ጋንታ ፋሲል ከነማ ናብ ዝቕፅል ዙር ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። ፋሲል ከነማ ሎሚ መዓልቲ ናይ መልሲ ፀወታኣ 1 ን 0 ትሰዓር እምበር ብድምር ውፅኢት 3…

ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ መፍትሒ ንኽረክብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሓታቲ ክገብር ይግባእ – ፕ/ር አን ፊትዝ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ መፍትሒ ንኽረክብ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሓታቲ ክገብር ከምዝግባእ ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጌራልድ ገሊፀን። ኣብ ካናዳ ተመራማሪት ዓለም ለኸ ጉዳያት ፀፅታን ዲን ዓለም ለኸ ዓለም ለኸ…

ክልል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 3 ሺሕን 656 ማሕረዲ እንስሳት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 3 ሺሕን 656 ንማሕረዲ ዝኾና እንስሳት ሓገዝ ገይሩ። እቲ ክልል 1 ሺሕን 411 ሰንጋ ፣ 1 ሺሕን 85 ኣጣል፣ 1 ሺሕን 160 ኣባጊዕ ብድምር 3 ሺሕን 656 ንማሕረዲ ዝኾና እንስሳት ሓገዝ ገይሩ፡፡…

ንኢንቨስትመንትን ኣምፃእቲን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ዘበረታትዕ መመሓየሺ ታክሲ ተግባራዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢንቨስትመንትን ኣምፃእቲን ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ዘበረታትዕን ንሕብረተሰብ ተረባሕቲ ዝገብርን መመሓየሺ ታክሲ ተግባራዊ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ኣብቲ መመሓየሺ ታክሲ÷ ካብ ወፃኢ ዝኣትዋ ይኹና ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈርያ ብኤሌክትሪክ…

መበል 12 ጉባኤ ጣና ፎረም ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲመበል 12 ጉባኤ ጣና ፎረም ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ከምዝካየድ ተገሊፁ። ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ደክተር ይልቃል ከፋለ÷ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ጉባኤ ጣና ፎረም 2015 ዓ.ም ኣመልኪቶም ምስ ኣሰናዳኢ ኮሚቴ እቲ ፎረም…

መምርሒ ናብ ሃገር ዝኣትዉ ናይ ውልቀ መገልገሊ ኣቑሑት ተመሓይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ መስከረም 6፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መምርሒ ናብ ሃገር ዝኣትዉ ናይ ውልቀ መገልገሊ ኣቑሑት ከምዝተመሓየሸ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። ናይ ውልቀ መገልገሊ ኣቑሑት ናብ ሃገር ዝኣትዉሉ ኩነታት ዝውስን ኣብ ስራሕ ዘሎ መምርሒ ንዘይሕጋዊ ተግባር በሪ ዝኸፍትን ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት…

ኣሜሪካ ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤል ንዩክሬን እንተሂባ ሩሲያ ንባዕላ ንምክልኻል ዝኾነ ይኹን ኣማራፂ ከምትጥቀም ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤል ንዩክሬን እንተሂባ ሩሲያ ንባዕላ ንምክልኻል ዝኾነ ይኹን ኣማራፂ ከምትጥቀም ኣጠንቂቓ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ማርያ ዛካሪቫስ ከምዝገለፁዎ÷ ኣሜሪካ ዓለም ለኸ ብምጥሓስ ንዩክሬን ሰፊሕ መጠን…

ስርዓት ፌዴራል ንምድንፋዕ ትካላዊ ውዳበ ምዝርጋሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ፌዴራል ንምድንፋዕን ንፍትሓዊ ተረባሕነት ህዝቢታትን ትካላዊ ውዳበን ኣሰራርሓን ምዝርጋሕ ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ምስ ፎሮም ኦፍ ፌዴሬሽን ብምትሕብባር ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ከተማ ባህርዳ መድረኽ ኣሰናዲኡ፡፡…

ነበርቲ ዞባ ምብራቕ ባሌ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ምብራቕ ባሌ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነትን ስንቂን ገይሮም። ሉኣላውነት ሃገር ንምኽባር እናተዋደቑ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻልን ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታን ደጀንነቶም ከምዘጠናኽሩ እቶም ነበርቲ…