Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ በዓል ዳሜራን መስቀልን ናህሪ ዋጋን ስግኣት ፀፅታን ብንቕሓት ምክትታል ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓድጊ ዓለም ዝኾነ ኣብ በዓል ዳሜራን መስቀልን እንትኽበር ማሕበረ ሰብ ንግዲ ናህሪ ዋጋን ክቆፃፀርን ስግኣት ፀፅታ ብንቕሓት ክከትታልን ከምዝግባእ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ኣገንዚቦም። በዓል ዳሜራን…

ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ብብርኪ ሃገር ኣብ ከተማ ኣሶሳ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ቱሪዝም ብብርኪ ሃገር ንመበል 35 ገዘ “ሓዱሽ ሓሳብ ንቱሪዝም” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ይኽበር ኣሎ። ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ ኣብ ዝርከብ በዓል÷ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር…

ኣብ 2014 ዓ.ም ን5 ሚሊየን ዜጋታት ፅሩይ መስተ ማይ ከቕርብ ከምዝኸኣለ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2014 ዓ.ም ን5 ሚሊየን ዜጋታት ፅሩይ መስተ ማይ ከቕርብ ከምዝኸኣለ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ኣመልኪቱ ምስ ተፀዋዕቲ ትካላቱን ምስ ቢሮታት ማይን ኢነርጂን ክልላትን ኣብ ከተማ…

በዓል መሳላ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተምሳሌት ሓድነትን ፍቕርን ዝኾነ በዓል መሳላ ኣብ ብሄረሰባት ከንባታ፣ ጠንባሮን ዶንጋን ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል÷ ኣብ ዞባ ከምባታ ጠምባሮ ኣብ ዝርከቡ ሰለስተ ብሄረሰባት ማለት እውን ከንባታ፣ ጠንባሮን ዶንጋ በቢዓመቱ ዝኽበር ኢዩ፡፡…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሜቭሉት ካቩሶግሉ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒትራት ኣብ ኒውዮርክ እናተሳለጠ ኣብ ዝርከብ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…

ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ፀገም ከየጋጥሞም ብትኹረት እናሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ሱዳን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ፀገም ከየጋጥሞም ብመራሕቲ እታ ሃገር ትኹረት ዝተውሃቦ ስለዝኾነ፤ ተሓባቢሩን ተዛቲዩን ፀገማት ንምፍታሕ ድሉው ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ሱዳን ገሊፁ። በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…

ልምዲ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ናብ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ከምዘስፋሕፍሕ ውሕመ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኣሰር ሓደ ማዕቐፍ ምትሕብባር ሃገራት እቲ ዞባ ንኽኸውን እናሰርሐት ምዃና ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ሓምለዋይ ልምዓት ንምርግጋፅ እናሳለጠቶ ትርከብ ስራሕቲ ሓምለዋይ ኣሰርን ዝተረኸቡ ዝነኣዱ…

ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ደገፉ ክብ ንምባል ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ደገፉ ክብ ንምባል ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፁ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን መስ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲዮም። ኣይተ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ብኢኮኖሚ ንምትእስሳር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ብኢኮኖሚ ንምትእስሳር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣሕመድ ሽዴ ብተተካኢ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን  ታባን ዴንግ ጋይ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም፥ ክልቲአን ሃገራት…

ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዘይእመን፣ ሙያዊ ኣካይዳ ዘይተኸተለን ፖለቲካዊ ዕላማ ዘለዎን ኢዩ- ኣምባሳደር ዘነበ ከበደ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዘይእመን፣ ሙያዊ ኣካየዳ ዘይተኸተለን ፖለቲካዊ ዕላማ ዘለዎን ኢዩ ክብሉ ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣብ ጄኔቫ ኣምባሳደር ዘነበ ከበደ ገሊፆም። ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ዝካየድ ዘሎ ስሩዕ ኣኼባ ቤት…