Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ወዲ 6 ዓመት ህፃን ብምዕጋት 200 ሺሕ ብር ዝሓተተ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 6 ዓመት ህፃን ብምዕጋት 200 ሺሕ ብር ዝሓተተ ውልቀ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኣባል ሸኔ ከምዝኾነ ዝተጠርጠረ እቲ ውልቀሰብ ወዲ 6 ዓመት ህፃን ብምዕጋት 200 ሺሕ ብር ካብ ወለዲ እቲ ህፃን ተቐቢሉ ኣብ ከተማ…

ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ተፀዋዕቲ ትካላት እቲ ሚኒስቴርን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 42 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሮም። እቲ ሓገዝ÷ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ንሚኒስትር ዲኤታ ወይዘሮ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ልምዓት እንግሊዝን ምክትል ጉዳያት ወፃኢ ሞዛምቢክን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ልምዓት እንግሊዝ ቪኪ ፎርድን ምክትል ጉዳያት ወፃኢ ሞዛምቢክ ማኑዌል ጎንቻልስን ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ርክብ ተን ሃገራት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ብኣካቢ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ፓርላማ ኣውሮፓ ዴቪድ ማካሊስተር ዝተመርሐ  ልኡክ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ብኣካቢ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ፓርላማ ኣውሮፓ ዴቪድ ማካሊስተር ዝተመርሐ  ልኡክ ኣብ ቤት ፅሕፈተን ተቐበሊን ኣዘራሪበን። እቲ ጉጅለ ልኡኽ÷ ኮሚቴ ጉዳያት ወፃኢ ፓርላማ ኣውሮፓ፣ ኮሚቴ መሰል ደቂ ኣንስትዮን…

በዓል መስቀል ሃይማኖታዊ ፀጋታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ንክኽበር ኩሉ ግደኡ ንክዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ሃይማኖታዊ ፀጋታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ንክኽበር ኩሉ ግደኡ ንክዋፃእ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪባ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያን ሊቀ ጳጳስ  ሃገረ ስብከት ባህርዳርን…

ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ተዛቲዮም። ተሳተፍቲ እቲ መድረኽ÷ “ጥፍኣተኛ ካብ ሰላማዊ ዜጋታት ምፍላይ ከምዘድሊ፤ ንሕና ተጋሩ ብኢትዮጵያ ኣይንደራደርን፤ ደለይቲ ሰላም ህዝቢ ስለዝኾንና ምስ ካልኦት…

በዓላት ዳሜራን ኢሬቻን ክብሮም ሓሊዮም ንኽኽበሩ መናእሰይ ናይ ባዕሎም ግደ ክዋፅኡ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት ዳሜራን ኢሬቻን ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሮም ሓሊዮም ብሰላም ንኽኽበሩ መናእሰይ ናይ ባዕሎም ግደ ክዋፅኡ ከምዝግባእ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፀዊዐን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና…

ዞባታት ምዕራብ ኦሞን ካፋ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 38 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባታት ምዕራብ ኦሞን ካፋ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 38 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሮም። ዞባ ካፋ ልዕሊ 31 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ዝገበረ እንትኸውን÷ እቲ ሓገዝ…

ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስትራት ዝራእቲ ሕርሻ ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስትራት ኣብ ዞባ ጉዳጌ  ወረዳ ሶዶ ተረኺበን ዝራእቲ ሕርሻ ተዓዚበን። ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ፣ ሚኒስትር ከተማን ኣባይቲን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒን ሚኒትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን…

20 ሜጋ ዋት ሓይሊ ሃፋ ከርሰምድሪ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሮጀክት ኳዕቲ ከርሰ ምድሪ ሃፋ ኣሉቶ ላንጋኖ ክሳብ ሕዚ20 ሜጋ ዋት ሓይሊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ መካየዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት መሳይ ፍቃዱ ከምዝገለፁዎ÷ ክሳብ ሕዚ ብ ዝተዛዘሙ ኳዕቲታትን ፍተሻ ፍርያት ካብ…