መጥቃዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ንምክልኻል ስትራቴጂክ ትልምታት ብግቡእ ክትግበር ኣለዎ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መጥቃዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ንምክልኻል ስትራቴጂክ ትልምታት ብግቡእ ክትግበር ከምዝግባእ ተሓቢሩ።
ኮከስ ደቂ ኣንስትዮ ምስ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን፣ ከምኡ ውን ምስ ሚንስቴር ፍትሕን ትካል ዓለም ለኽ ደቂ ኣንስትዮ…