Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዓሪፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ባደረበት ብምኽንያት ዝሓደሮ ሕማም ሕክምና እናተኸታተለ ምፅንሑ ናይ ቀረባ መሓዙቱ ንትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ኣብ…

በዓል ዳሜራ መስቀል ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ብድምቀትን ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወን መልክዑ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ምምሕዳር ከተማ ኣዲ ኣበባ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዳሜራ መስቀል ካብ ማንም እዋን ንላዕሊ ብድምቀትን ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወን መልክዑ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ምምሕዳር ከተማ ኣዲ ኣበባ ገሊፁ። እቲ ምምሕዳር በዓል መስቀል ብሰላም ምዝዛሙ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ በዓል ዳሜራ መስቀል…

በዓል ሓዱሽ ዓመት ብሄረሰብ ቦሮ-ሽናሻ “ጋሪ-ዎሮ” ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሓዱሽ ዓመት ብሄረሰብ ቦሮ-ሽናሻ “ጋሪ-ዎሮ” ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ክብረ በዓል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣይ ኣሻድሊ ሓሰን፣ ምክትል ርዕሰ ምምሕዳር ኣይተ ጌታሁን ኣብዲሳ፣ ሓላፊ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ከምኡ እውን ላዕለዎት…

በዓል መስቀል ኣብ ከተማ ጎንደር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ዳሜራ ኣብ ከተማ ጎንደር ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል መስቀል መሰረት ብዝገበሩ ዝማሬታት፣ ስብከተ ወንጌል ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ መርሃ ግብሪታት ኣብ ኣደባባይ መስቀል እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ከንቲባ…

መስቀል ፅቡቕ ስም ሃገርና ክፅዋዕ ኣብ ምግባር፣ ባህልና ኣብ ምፍላጥን ሓድነትና ኣብ ምጥንኻርን ዓብዪ ረብሓ ኣለዎ – ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”መስቀል ካብ ሃይማኖታዊ በዓሉ ብተወሳኺ ፅቡቕ ስም ሃገርና ክፅዋዕ ኣብ ምግባር፣ ባህልና ኣብ ምፍላጥን ሓድነትና ኣብ ምጥንኻርን ዓብዪ ረብሓ ኣለዎ” ክብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ገሊፆም። ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዋሸንግተንን…

ሩሲያን ኣሜሪካን ሓዊሱ ኤምባሲታት 18 ሃገራት ንበዓል መስቀል መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ኣሜሪካን ሓዊሱ ኤምባሲታት 18 ሃገራት ንበዓል መስቀል መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን። ኤምባሲ ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ፥ ንኣሕዋትን ኣሓትን ኢትዮጵያውያን እቲ በዓል ናይ ሓጕስ በዓል ንኽኾን ተመንዩ። ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ…

በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ፡፡ እቲ በዓል ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊ ስነ ስርአዓታት ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ። ትማሊ እውን ዳሜራ መስቀል ኣብ መላእ ሃገሪቱ ብድሙቕ ስነ ስርአት…

ዘይምርድዳእ ብዕርቀ ሰላም ብምዕፃው ብፍቕሪን ሰላምን ካብ ምንባር ዝሓሸ ካሊእ ኣማራፂ የለን-ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይምርድዳእ ብዕርቀ ሰላም ብምዕፃው ብምክብባርን ምትሕስሳብን ብፍቕሪን ሰላምን ካብ ምንባር ዝሓሸ ካሊእ ኣማራፂ የለን ክብሉ ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሽከርከርቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኲናት ምጥቃም ቀፂሉሉ ኣሎ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተሽከርከርቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ንኲናት ምጥቃም ቀፂሉሉ ኣሎ ከብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ መንግስቲ ተገዲዱ ዝኣተዎ ኲናት ሰሜን ብሰላም ንምዝዛምን ንክልል ትግራይ ሰብኣዊ ደገፍ…

ካብ ምፅላእ ምፍቓር፣ ካብ ምድፍፋእ ምቅርራብ ካብ ባዕልኻ ሓሊፉ ንሰባት ምሕሳብ ካብ ስራሕቲ መስቀል ክንመሃር ኣለና–ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩላትና ካብ ምፅላእ ምፍቓር፣ ካብ ምድፍፋእ ምቅርራብ ካብ ባዕልኻ ሓሊፉ ንሰባት ምሕሳብ ካብ ስራሕቲ መስቀል ክንመሃር ኣለና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። በዓል ዳመራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ብድሙቕ…