Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ልኾምን ብፕሬዚዳንት ሶማሊያ  ሓሰን ሼኽ መሓመድ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኾምን ብፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓመድ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ፌዴራላዊ ሪፐብሊክ ሶማሊያ ኣብ ልልተኣዉ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ክልቲኦም መራሕቲ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ…

ፕሬዚዳንት ኬንያ  ዊሊያም ሩቶ ሓዱሽ ካቢኔ ኣጣይሾም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ  ዊሊያም ሩቶ 22 ኣባላት ዘለዎ ሓዱሽ ካቢኔ ኣጣይሾም። ዊሊያም ሩቶ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት ሪጋቲ ጋቻጓን ከምዝሸሙ ሓቢሮም። እቶም ምኝክትል ፕሬዚዳነት ኣቦ መንበር ርክብ መንግስቲን መንግሥታዊ…

ን10 ተንቀሳቐስቲ ክሊኒካት ሕክምና ስምምነት ሓገዝ ተፈረሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ን10 ተንቀሳቐስቲ ክሊኒካት ሕክምና ኢትዮጵያ ሓገዝ ንምግባ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ሚኒስቴር ገንዘብ ጋር ተፈራረሙ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ÷ ብኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮን ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ፌዴሪኢ ሰመሬታ…

ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ንኸዓቢ ዝሕግዙ መገዲታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ክዓቢ ምግባር ብሕማም ከይንጥቃ ይሕግዘና። ሰብ ሞያታት ሕክምና፥ ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ንምዕባይ ካብ ኣመጋግባ ጀሚሩ ስሩዕ ዝኾነ ኣነባብራ ህይወት ክንክተል ከምዝግባእ ይምዕዱ። ኣመጋግባ…

መበል 21 ዓለም ለኸ ጉባኤ መፅናዕቲ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 21 ዓለም ለኸ ጉባኤ መፅናዕቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣፍቲ ጉባኤ÷ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማሪሾን ፕሬዚዳንት ሬሚ ማሪሾ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃናን ሓዊሱ ካልኦት…

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኣብ ፃንሒቶም ኣብ ክልቲኣዊን ካልኦት…

ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ኩለ መዳይ ድሕንነት ቁፅፅር ኦዲት ዓለም ለኸ ሽልማትን ኣፍልጦን ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ኩለ መዳይ ድሕንነት ቁፅፅር ኦዲት ዓለም ለኸ ሽልማትን ኣፍልጦን ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ረኺባ። ኣብ ካናዳ ሞንትሪያል ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 41 ጉባኤ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ኢዩ እቲ ሽልማት ተረኪባ። እቲ…

ተሳተፍቲ ሃገራት ውድድር ኩዕሾ እግሪ ሴካፋ ትሕቲ 17 ዓመት ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዋ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ ውድድር ኩዕሾ እግሪ ትሕቲ 17 ዓመት ቤት ምኽሪ ማሕበራት ኩዕሾ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ)ተሳተፍቲ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚረን። ከተሳታፊ ሀገራት መካከል የብሩንዲ፣ የደቡብ ሱዳን…

በዓል ዳሜራ መስቀል ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንትን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተኸበረ በዓል ዳሜራ መስቀል ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንትን ኣፍሊጡ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ÷ ቅድመ ምድላው ብምግባር ተቓላዕቲ ቦታታትን ከባቢታትን ፈልዩ ኣብ ስራሕቲ ቅድመ ምክልኻል ብዙሕ ሓይሊ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝተሰመዖም መሪር ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መግለፂ ሓዘን÷ “ብሕልፈት ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝተሰመዐኒ ሓዘን…