ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ኢትዮጵያ ኣብ ግድብ ህዳሰን ኣብ ጉዳይ ኲናት ሰሜንን ቅዋማ ዘረደአትሉ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)ኢትዮጵያ ኣብ ግድብ ህዳሰን ኣብ ጉዳይ ኲናት ሰሜንን ቅዋማ ዘረደአትሉ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት…