Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

መላእ ኢትዮጵያዊያን ንዝተጎድኡ ወገናት ድጋፍ ብምግባር ናይ እምነት ግዴተኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መላእ ኢትዮጵያዊያን ንዝተጎድኡ ወገናት ድጋፍ ብምግባር ናይ እምነት ግዴተኦም ንክዋፅኡ ኣቦታት ሃይማኖት ፃውዒት ኣቕሪቦም። ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ምኽኒያት ንዝተጎድኡ ወገናናት መላእ ኢትዮጵያዊያን ደገፍ ንክገብሩ ኢዩ  ውዒት ቀሪቡ። እቲ…

ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስተ ስላሴ ካቴድራል ተፈፂሙ። ቅድሚ እቲ ሰርዓተ ቀብሪ፥ ስድራ እቲ ኣርቲስት፣ ፈተውቱ፣ ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲን ኣድነቕቱን ኣብ ዝተረኸሉ ምፍናውን ስንብትን ኣስከሬን ተገይሩ።…

ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ ምስ ኣካቢ ጉዳያት ድሕንነት ሴኔት ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ ምስ ኣካቢ ጉዳያት ድሕንነት ሴኔት ኣሜሪካ ማርክ ዋርነር ተዛቲዮም። ኣብ ሴሜን ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ጎንፂ፣ ክልቲኣዊ ረኽቢ ኢትዮጵያን ኣሜሪካንን ዳያስፖራ ኣብ ዓውዲ ልምዓት ብዛዕባ ዘለዎም ግደ ዘድሃበ ዘተ ከምዝገበሩ…

ኢትዮጵያን ሞሮኮን ኣብ ዓውዲ ወደብ፣ ተርሚናልን ሎጂስቲክስን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሞሮኮን ኣብ ዓውዲ ወደብ፣ ተርሚናልን ሎጂስቲክስን ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ስምምዕነት ምትሕብባር ከቲሞም። ኣብ ኢትዮጵያ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢንቨስትመንት ሆልዲንግስ ብማሞ ምህረቱ ዝተመርሐን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ኣገልግሎት…

ግብረ ሓይሊ ፀጥታን ድሕንነትን  በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንክኽብር ምድላዋቱ ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንክኽብር ኣፍላይ ዘበለ ቅድመ-ምድላዋት ከምዝዛዘመ ግብረ ሓይሊ ፀጥታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ግብረ ሓይሊ ፀጥታን ድሕንነትን ምስ ኣባገዳታትን ዓበይቲ ዓድን ብምዃን በዓል ኢሬቻ ሰላማዊ ብዝኾነ መገዲ ንክኽበር ዝተገበረ…

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ኣብ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ኣብ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም። እተ ፕሬዚዳንት ምስ ኣባላት ጉጅለ ልኡኾም ኣብቲ ትካል እንትበፅሑ፥ ኣባላት ማኔጅመንት ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብፖሊሳዊ ስርዓት ድሙቕ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝበፅሐ ጉድኣት ጠሚቱ ዝተኻየደ ውፅኢት መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሰነ 2013 ዓ.ም ክሳብ ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ኣብ ክልል ኣምሓራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝበፅሐ ጉድኣት ጠሚቱ ዝተኻየደ ውፅኢት መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዝበፅሐ ኩለ መዳያዊ መጥቃዕቲን ዕንወትን ብምፅናዕ ምስናድ ከምዝተኽኣለ…

ክልል ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 33 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሄራዊ ክልልዊ መንግስቲ ሃረሪ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 33 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ወይዘሮ ሚስራ ኣብደላ እቲ ደገፍ ንሚኒስትር ዴኤታ ማርታ ሉዊጂ ኣረኪበን። ወ/ሮ ሚስራ፥ ሰራዊት ምክልኻል…

መርሃ ግብሪ ምስረታ ማሕበር ምርምር ኦሮሞ ኣብ ሆቴል ኢሊሊ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምስረታ ማሕበር ምርምር ኦሮሞ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢሊሊ ሆቴል ተሳሊጡ። እቲ ማሕበር ታሪኽ ህዝቢ ኦሮሞ፣ ባህሊ፣ ቋንቋን ስርዓት ገዳን ብዑምቀት ብምምርማር እቲ ህዝቢ ባህሉ ንክፈልጥ ንምግባር ዝተጣየሸ ምዃኑ ተገሊፁ። እቲ ማሕበር…

ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ይካየድ ኣሎ። እቲ ካብ መንበሪ ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝካየድ ዘሎ ስነስርዓት፥ ኣብ ፓርክ ሕውነት ብሰብ መዚ መንግስቲ፣ ወሳርሕቱ፣ መላእ ቤተሰቡ ኣብ ዝተረኸብሉ ምስንባት ኣስከሬን…