Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

በዓል ኢሬቻ ሰላም፣ ምትሕብባር፣ ኢትዮጵያዊ ሓድነትን ባህላዊ ክብሪታቱን ብዝሓለወ መልክዑ ክኽበር ይግባእ – ኣባ ገዳታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሰላም፣ ምትሕብባር፣ ኢትዮጵያዊ ሓድነትን ባህላዊ ክብሪታቱን ብዝሓለወ መልክዑ ክኽበር ከምዝግባእ ኣባ ገዳታት ፀዊዖም። ኣባ ገዳ ቱለማን ፀሓፊ ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞጎበና ሆላ ከምኡ እውን ኣባ ገዳ ጉጂን ኣካቢ ሕብረት ኣባ ገዳታት…

ኢሬቻ ምልክት ግዘፍ ኦሮሞ ዝረኣየሉ መድረኽ ሰላምን ሕውነትን ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ አብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ ምልክት ግዘፍ ኦሮሞ ዝረኣየሉ መድረኽ ሰላምን ሕውነትን ኢዩ ክብሉ ኣይተ ሽመልስ አብዲሳ ገሊፆም። ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ባዓል ኢሬቻ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ባህሊ መግለፂ መንነት፣ ኢኮኖሚያዊን ስርዓት ምሕደራን ከምኡ እውን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 4ይ ፎረም ኢሬቻን ምድላው ድሮ በዓልን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ብምትሕብባር ዘሰናድኡዎ 4ይ ፎረም ኢሬቻን ምድላው ድሮ በዓልን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ፅባሕ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢሬፈና ዝካየደሉ ቦታ ሓዊሱ…

ክልል ሲዳማ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል 26 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል 26 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ዝተረከባ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ምክልኻል ማርታ ሉዊጂ÷ ሉኣላዊነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ብቖራፅት እናተቓለሰ…

ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከቢድ ገበን መቕተልቲ፣ ሸፍትነትን ዘረፋን እናፈፀሙ ዝነበሩ ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፀታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ልኡኽ ግብረ ራዕዲ ተቐቢሎም ኣብ ልዕሊ ንፁሃን 3 ቅትለት፣ ሓደ ፈተነ ቅትለት፣…

ኢሬቻ ባህላዊ ክብሪታቱ ተሓሊዩ ናብ ወለዶ ንኽመሓላለፍ ኩሉ ብፅሒቱ ክዋፃእ ይግባእ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ ንህንፀት ህብረ ብሄራዊ ሓድነድትን ምትሕብባርን ዓብዪ ግደ ዘለዎ ሓድጊ ስለዝኾነ÷ ባህላዊ ክብሪታቱ ተሓሊዩ ናብ ወለዶ ንኽመሓላለፍ ኩሉ ብፅሒቱ ክዋፃእ ከምዝግባእ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ፀዊዑ። ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ በዓል…

ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ዑደቶም ዛዚሞም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያን ሓሰን ሼክ ሞሃሙድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ናይ ክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምዝዛሞም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ነቶም ፕሬዚዳንት ኣፋኒዮምዎም።…

ኢትዮጵያን ሶማሊያን ክልተኣዊ ምትእስሳረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን ክልተኣዊ ዘለወን ምትእስሳርን ርክብን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ፕሬዚዳንት ሶማሊያን ሓሰን ሼክ ሞሃሙድ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ናይ ክልተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምዝዛሞም ስዒቡ÷ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሓራዊ…

ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ደብዳበ ሽመቶም ንገዛኢት ካናዳ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ደብዳበ ሽመቶም ንገዛኢት ካናዳ ሜሪ ሳይመን ኣቕሪቦም። ኣምባሳደር ፍፁም÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ካናዳን ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ብዝበለፀ ንምጥንሓር ከምዝሰርሑ ታዛሪቦም፡፡ እቶም ኣምባሳደር ካብዚ ብተወሳኺ÷…

ኣብ ኣዳማ ኣፅዋራት ኲናት ሓዊሱ 82 ልኡኻት ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣፅዋራት ኲናት ሓዊሱ 82 ልኡኻት ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ሸኔን ህወሓትን ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ቤት ፅሕፈት ፀፅታን ምምሕዳርን እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት መኩሪያ ድንቁ፥ ልኡኻት ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ሸኔን…