Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ መእተዊ በሪታት ኣዲስ ኣበባ 4 ዓበይቲ ማእኸላት ዕዳጋ መከፋፈልቲ ፍሪያታት ግብርና ይህነፁ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መእተዊ በሪታት ኣዲስ ኣበባ 4 ዓበይቲ ማእኸላት ዕዳጋ መከፋፈልቲ ፍሪያታት ግብርና ይህነፁ ከምዘለዉ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣበቤ ኣፍሊጠን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኡ፥ ክልተ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ፣ ሓደ ኣብ…

ንሆስፒታል ድል ጮራ ድሬዳዋ 22 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ መሳርሒታት ሕክምና ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብማሕበር ሚኒሶታ ድሬ ኬር ንሆስፒታል ድል ጮራ ድሬዳዋን ኣብ ትሕቲኡ ዝርከብ ሆስፒታል ፈረንሳይን 22 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ መሳርሒታት ሕክምና ተገይሩ። እቲ ደገፍ ኣብ ኣሜሪካ ብዝነብሩ ተወለድቲን ፈተውቲን ዝገበርዎ ከምዝኾነ ኣብ ስነ ስርዓት…

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ 39 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ 39 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ኣብ ጂቡቲ ምስ ዝርከቡ ዓለም ለኸ ትካል ፈልሰተኛታት ቢሮ ብምትሕብባር ኢዮም እቶም ፍልሰተኛታት ክምለሱ ገይሩ ተባሂሉ። ካብ መንጎ እቶም ዝተመለሱ እቶም…

ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ምስ ሃገር ቦቆል ኩባኒያታት ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ፓርክታት ልምዓት ኢንዱስትሪ ምስ ሃገር ቦቆል ኩባኒያታት ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ከቲሙ። እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ዘመሓድረን 13 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብዙሓት ኩባኒያት ወፃእን ውሽጢ ዓዲን ብምእታው ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።…

ከተማታት ዕደጋ ዓርቢ፣ ሰመማን ማይ ሓንሰን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ዕደጋ ዓርቢ፣ ሰመማን ማይ ሓንስን  ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺበን። ካብ መከፋፈሊ ጣቢያ ኤሌክትሪክ ኣኽሱም ዝረኽባ ኣብ ወረዳ ዓዴትን ከባቢኡን ዝርከባ እተን ከተማታት ዐሎሚ መዓልቲ ኢየን ኣገለግሎት ረኺበን ተባሂሉ። ካብ መከፋፈሊ…

መከላኸሊ ክታበት ንፍዮ ብብርኪ ሃገር ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መከላኸሊ ክታበት ንፍዮ ብብርኪ ሃገር ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ኣብ ዝርከብ ጣቢያ ጥዕና ሰርጥ ኢዩ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ደረጄ ዱጉማን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ምሁራን መፍትሒ ሓሳብ ብምፍልፋል ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ግደኦም ንክዋፅኡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሁራን መፍትሒ ሓሳብ ብምፍልፋል ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ግደኦም ንክዋፅኡ ሚኒስቴር ሰላም ሓቲቱ። “ህንፀት ሃገረ መንግስቲን ግደ ሙሁራንን” ብዝብል ርእሲ ፕሬዚዳንታት ዩንቨርስቲ፣ ሓለፍቲ ትካላት ምርምርን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን…

መናእሰይን ሙሁራንን ክልል ትግራይ ንሰለስተ መዓልቲታት ዘካየዱዎ ዘተ በዓል 8 ነጥቢ መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ ዛዚሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይን ሙሁራትን ክልል ትግራይ ንሰለስተ መዓልቲታት ዘካየዱዎ ዘተ በዓል ሸሞንተ ነጥቢ መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ ዛዚሞም። ኣብ መዛዘሚ እቲ ዘተ ኣብ ዘውፅኡዎ በዓል ሸሞንተ ነጥቢ መግለፂ ቅዋም÷ ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ደጊፎም…

ሚኒስቴር ምክልኻል ንቤተ-መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ልዕሊ 3 ሺሕን 500 መፃሕፍቲ ንቤተ-መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣበርኪቱ። እቶም መፃሕፍቲ ብሓፈሻ ግምታዊ ዋገኦም ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ዝግመት እንትኸውን÷ንምምሃር ምስትምሃር ዝኸውን ዝተፈላለየ ትሕዝቶ ዘለዎም ከምዝኾኑ ተገሊፁ።…

ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ልዕሊ 1 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 18 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…