Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኮንፈረንስ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፈረንስ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ፓን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ኮንፈረንስ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮነንን ተረኺቦም። ብኢንስቲትዩት ኣርቴፊሻል…

ዶ/ር ሊያ ታደሰ ምስ ዋና መካየዲ ስራሕ ግሎባል ኢኒሼቲቭ ኣሊያንስ ቫክሲን ተዛዚየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ዋና መካየዲ ስራሕ ግሎባል ኢኒሼቲቭ ኣሊያንስ ቫክሲን ዶክተር ሲዝ በርክሌይ ብዛዕባ ኣገልግሎት ክታበትን ተዛመድቲ ጉዳያትን ተዛዚየን። ኣብ ዘተአን ድማ ብዛዕባ ዘይተኸተቡ ህፃናት (ዜሮ ዶዝ)፣ ኣብ ዝቕፅል…

መበል 11 ፓናል ዘተ “ስለ ኢትዮጵያ” ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ፓናል ዘተ “ስለ ኢትዮጵያ” ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ፡፡ እቲ ፓናል ዘተ “ስዓራይ ህዝቢ ስለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘድሃበ እዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ዘተ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ፥ ኣብ ቤት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሙዚየም ሳይንስ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሙዚየም ሳይንስ መሪቖም ከፊቶም። እቲ ሀንፃ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንጎ ቤተ መንግስትን ሆቴልን ሸራተንን ኣብ ዘሎ ቦታ ዝተሃነፀ ብዓይነቱ ሓዱሽ ዝኾነ ሙዚየም ሳይንስን ስነ ጥበብን ኢዩ ተባሂሉ። ናይቲ ሙዚየን…

55 ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ኣህጉራዊ ኩነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኣፍሪካ ንኣፍሪካውያን" ዝተሰምየ 55 ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ኣህጉራዊ ኩነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዳጅነት ኣደባባይ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ኣህጉራዊ ኩነት ንምክያድ ሚኒስቴር ቱሪዝም፣ ሚኒሰስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣቢሲኒያ ቢዝነስ ኔትወርክን…

ላዕለዋይ ኣመራርሓ ኣልሸባብ ኣብዱላሂ ያሬ ተቐቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ኣልሸባብ ኣብዱላሂ ያሬ ብዝተወሰደሉ መጥቃዕቲ ድሮን ከምዝተቐተለ መንግስቲ ሶማሊያ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ሓበሬታ ሶማሊያ ከምዝሓበሮ÷ መስራቲ ኣልሸባብ ከምዝኾነ ዝእመነሉ ኣብዱላሂ ያሬ ኣብ ከባቢ ጠረፍ ባሕሪ ሃራምካ ሶማሊያ…

ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 16 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ተፀዋዕቲ ትካላትን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 16 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይረን። እቲ ደገፍ ምግቢ፣ መድሓኒትን ዝተፈላለዩ ናውቲታትን ዘካተተ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል፥ እቲ ደገፍ ሰራዊት…

ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎመወ ንስራሕቲ መገዲ ባቡር ዝውዕሉ ናውቲ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎመወ ንስራሕቲ መገዲ ባቡር ዝውዕሉ ናውቲ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወሩ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ፖሊስ ምምሕዳር ከተማ ሸዋሮቢት ኣፍሊጡ። ዝምለልከቶም መንግስታት ፌዴራልን ክልልን እቶም ናውቲ ብግቡእ…

ዞባ ወላይታ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 34 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ወላይታ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 34 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎ ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ። እቲ ሓገዝ 116 ሰንጋታትን 387 ኣባጊዕን ኣጣልን ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ ምግቢ ተንከፍን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑን ናውቲን ዘካተተ…

ኣብ በዓላት ዕግርግር ብምውላዕ ናብ ሃገራዎ ቅልውላው ንክሰጋገር ሽርሒ ሒዞም ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ 166 ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባን ቢሸፍቱን ኣብ ዝተገበሩ በዓላት ዳመራን ኢሬቻን ዕግርግር ብምውላዕ ናብ ሃገራዎ ቅልውላው ንክሰጋገር ሽርሒ ሒዞም ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ 166 ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን  …