Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ኣብ ኣፍሪካ ሓድነት ንኽጥንክር ኢትዮጵያ እናተፃወተቶ ትርከብ ሓላፍነት ክትቅፅለሉ ኢያ – ቢቂላ ሁሪሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ሓድነት ንኽጥንክር ኢትዮጵያ እናተፃወተቶ ትርከብ ሓላፍነት ክትቅፅለሉ ኢያ ክብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ቢቂላ ሁሪሳ ገሊፆም። ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ቡሩንዲ ዝተሰናደአ…

ዞባ ደቡብ ወሎ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 41 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ደቡብ ወሎ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 41 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ኣብቲ ዘባ ካብ ዘለዋ ኩለን ወረዳታትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተኣከበ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ግንባር ንዝርከቡ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምርካብ…

ኢትዮጵያ ኣባል ቤት መኽሪ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ብምዃን ተመሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ቤት መኽሪ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ብምዃን ተመሪፃ። 193 ሃገራት ብኣባልነት ዝሓዘ እቲ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ኣብ ካናዳ ሞንትሪያል ጉባኤኡ ኣካይዱ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ…

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ካቢኔ ከተማ ድሬዳዋ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ካቢኔ ከተማ ድሬዳዋ ዘቲየን። እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ዕድል ስራሕን ሰላም ኢንዱስትሪን ዝጠመቱ ዛዕባታት ብዝምልከት ልዝብ ከምዝተገበረሉ ተዛሪበን።…

ኤምባሲ ሩሲያ 500 መመርመሪ መሳርሒ ዓበቕ ህበይ ንኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ጥዕና ኢትዮጵያ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ሩሲያ 500 መመርመሪ መሳርሒ ዓበቕ ህበይ ንኢንስቲትዩት ሕብረተሰብ ጥዕና ኢትዮጵያ ኣረኪቡ። እቶም መመርመሪ መሳርሒታት÷ ብማእኸል ምርምር መፅናዕቲ ባዮቴክኖሎጂን ስቴት ቫይሮሎጂን ሩሲያ ዝፈረዩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ እቲ ርኽክብ÷…

ፓርላማ ሩሲያ ኣርባዕተ ግዝኣታት ዩክሬን ነበር ኣካል ግዝኣት ሩሲያ ብምግባር ተቐቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርላማ ሩሲያ ኣርባዕተ ግዝኣታት ዩክሬን ነበር ኣካል ግዝኣት ፌዴሬሽን ሩሲያ ብምግባር ተቐቢሉ። ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን፥ ግዝኣት ዶኔስክ፣ ሉሃንስ፣ ኬርሰንን ዛፖሮዢየን ኣካል ሩሲያ ንክኾና ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኣመሓደርቲ እተን ገዝኣታት…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣባ ልዕሊ 22 ሺሕ ኩንታል ሲሚንቶ ብዘይሕጋዊ መገዲ መገዲ እናተዘዋወረ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተግባራዊ ዝተገበረ መምርሒ ዕድጊት ሲሚንቶ ካብ ዝፈቕዶ ወፃእ 22 ሺሕን 293 ኩንታል ሲሚንቶ ብዘይሕጋዊ መገዲ መገዲ እናተዘዋወረ ተታሒዙ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን እናተርኣየ ዝርከብ ናህራ ዋጋ ሲሚንቶ…

ናይ ሳይንስ ሙዚየም ከተማና ብቴክኖሎጂ ዝማዕበለት ከተማ ኣብ ምግባር ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ኣለዎ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቐ ናይ ሳይንስ ሙዚየም ከተማና ብቴክኖሎጂ ዝማዕበለት ከተማ (ስማርት ሲቲ) ኣብ ምግባር ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ኣለዎ” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ…

ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 70 ሚሊየን ብር ዝግመት ናይ ገንዘብን ዓይነትን ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ወይዘሮ ፋጤ ስርሞሎ ንሚኒስተር ዴኤታ ማርታ ሊዊጂ ኣረኪበን። እቲ ደገፍ ካብ ህዝቢ…

ሰሜን ኮሪያ ኣብ ክልል ኣየር ጃፓን ባላስቲክ ሚሳኤል ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ኣብ ክልል ኣየር ጃፓን ባላስቲክ ሚሳኤል ከምዘወንጨፈት ተገሊፁ። እቲ ባሊስቲክ ሚሳኤል ኣብ ፓሲፊክ ውቅያኖስ ከምዝዓለበ ዝተሓበረ እንትኸውን፥ ቅድሚ ምዕላቡ 4 ሺሕን 500 ኪሎ ሜትሮ ተጓዒዙ ተባሂሉ፡፡ እቲ ዝተወንጨፈ ማእኸላይ…