Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ካልኣይ ዓመት ፈላማይ ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ቤት ምኽሪ ካብ 30 መስከረም ክሳብ 1 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ከመዝካየድ ተሓቢሩ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ ቤት ምክሪ…

ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 49 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝኸውን 49 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከድር ጀዋር ንሚኒስትር ዴኤታ ማርታ ሊዊጅ ኣረኪቦም። ከንቲባ ከድር፥ ኣብ ክልተ ዙር ዝተፈላለዩ ደገፋት…

 “ግድበይ ኣብ ክርዓተይ” ብዝብል ማይ ዝናብ ናይ ምዕቛር ፕሮጀክት ብወግዒ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ግድበይ ኣብ ክርዓተይ" ብዝብል ማይ ዝናብ ናይ ምዕቛር ፕሮጀክት ስራሕ ብወግዒ ተጀሚሩ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ፥ እቲ ፕሮጀክት ማይ ካብ ዚንጎ ብምዕቋር ኣብ ረብሓ ናይ ምውዓል ከምዝኾነ ገሊፆም። እቲ ፕሮጀክት…

ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘፋልጥ መድረኽ ኣብ ቶኪዮ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘፋልጥ መድረኽ ኣብ ጃፓን፣ ቶኪዮ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን “ዎዳ የግል ኢንዱስትሪ ፓርክ”ን ብሓባር ዘሰናድእዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ምቅንብባር ግብርና፣ ሕትመት፣ ፋርማሲቲካል፣…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ክታበት ጋቪ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2020 ጀሚረን ሻምፒዮን ጋቪ ኮይነን ዝፀንሓ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ክታበት ጋቪ ዶክተር ሴት በርክሌይን ኣብቤት ፅሕፈተን ተቐበሊን ተዛቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጋቪን ብዛዕባ ዘሎ ምሕዝነትን…

ኣብ ኣሜሪካ ብዘጋጠመ “ኣውሎ ንፋስ ኢያን” ሕይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም 109 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ብዘጋጠመ ኣውሎ ንፋስ “ኢያን” ሕይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም 109 በፂሑ። ህይወቶም ካብ ሞንጎ ዝሰኣኑ ሰባት እቶም 105 ነበርቲ ፍሎሪዳ ከምዝኾኑ ሲ ኤን ኤን ፀብፂቡ፡፡ ካብ ትማሊ ምሸት ጀሚሩ ብምኽንያት ምግማስ መሬት…

ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ፓርቲ ብልፅግና ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ፓርቲ ብልፅግና ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለጊሶም። ብዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝተሰናደአ እቲ መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም÷ ደጀንነት ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾ ተገሊፁ፡፡ ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ…

ንቐፃሊ ንሓደጋ ውሕጅ ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ከባብታት ቅልጡፍ ስራሕ ክስራሕ ከምዝግባእ ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ዓፋር ንሓደጋ ውሕጅ ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ከባብታት ዝሓሸ ቅልጡፍ ስራሕቲ ምክልኻል ክስራሕ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣተሓሳሲቦም፡፡ ኣብ ክልል ዓፋር ብውሕጅ ዘጋጥሙ ሓደጋታት…

ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኢንኮሞኮን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣገልግሎት ምምኻርን ስልጠናን ብመሃብ ምስ ዝፍለጥ ኢንኮሞኮ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ትካል ኣማኻሪ ቢዝነስን ኢንቨስትመንትን ዝኾነ ኢንኮሞኮ÷ ኣብ ስደተኛታት ትኹረት ገይሩ ዝሰርሕ…

እንግዶት ሕብረት ኣፍሪካ መንግስቲ ቅድመ ሐዚ ዘቕረቦም ቅዋማት ዝሓለወ ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ሓበሬታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሂቡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ፥ ሕብረት ኣፍሪካ ዘተ ሰላም ዝመርሑ ኣካላት፣ ዕለትን ቦታን ብምግላፅ እቲ ዘተ ሰላም ንክጅመር ዕላዊ ፃውዒት ኣቕሪቡ ኣሎ ኢሉ።…