Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

እንኳዕ ንመውሊድ በዓል ኣብፀሐኩም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፥ መበል 1497 በዓል መውሊድ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መውሊድ ነቢዩ መሓመድ(ሰዐወ)  ዓለም ኣዚያ ተረቢሓ ኢያ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ታሪክ ዓለም ተቐይሩ…

ኢትዮጵያን ጋናን ብመሰረት ፓን አፍሪካኒዝም ፅኑዕ ሕውነት ምፍጣር ክኢለን ኢየን- ታከለ ኡማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጋናን ብመሰረት ፓን አፍሪካኒዝም ፅኑዕ ሕውነት ምፍጣር ክኢለን ኢየን ክብሉ ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። ብኤምባሲ ጋና ኣብ ዝተሰናደአ ምስዮት ሕውነት ኢትዮ-ጋና ዝተረኸቡ እቶም ሚኒስትር፥ ኢትዮጵያ ምስ ጋና ብምዃን…

በዓል መውሊድ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 497 በዓል መውሊድ ይኽበር ኣሎ። እቲ ብዓል ልደት ነብዩ መሓመድ(መውሊድ) ኣብ መላእ ሃገር  ኢዩ ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር ዘሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዲያ ሆሳእናን ኣዳማ ከተማን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ሰሙን ቤትኪንግ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሃዲያ ሆሳእናብ ኣዳማ ከተማን ዓወት ቀኒዑወን። ሎሚ መዓልቲ ምሳሕ ሰዓትን ድሕሪ ሰዓትን ክልተ ፀወታታት ተኻይዶም፡፡ ብመሰረት እዚ ሰዓት 7 ጋንታታት ሃዲያ ሆሳእናን ሲዳማ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ዩኒቨርሲቲ እንጂባራ ቀፅሩ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ምቹው ንምግባር ዘሳለጦ ስራሕንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዩኒቨርሲቲ እንጂባራ ቀፅሩ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ምቹው ንምግባር ዘሳለጦ ስራሕንኢዶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓለለፉዎ ፅሑፍ÷ “ዩኒቨርሲቲ እንጂባራ ቀፅሩ ከይዲ ምምሃር…

መበል 1 ሺህ 497 በዓል መውሊድ ኣብ መስጂድ ጀማ ንጉስ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺህ 497 በዓል መውሊድ ኣብ ኣብ ኢትዮጵያ ነፈለማ እዋን በዓል መውሊድ ዝተኸበረሉ መስጂድ ጀማ ንጉስ ይኽበር ኣሎ። ብ1456 ዝተመስረተ መስጂድ ጀማ ንጉስ ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን በዓል መውሊድ ዝተኸበረሉ ቤተ እምነት ኢዩ፡፡…

ጣና ፎረም ኣብ ኣፍሪካ ዝረኣዩ ፀገማት ፀፅታ ንምፍታሕ ዕድል ፈጢሩ ኢዩ – ኣይተ ሃይለማሪያም ደሳለኝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ጣና ፎረም ኣብ ኣፍሪካ ዝረኣዩ ፀገማት ፀፅታ ንምፍታሕ ዕድል ከምዝፈጠረ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ሃይለማሪያም ደሳለኝ ገሊፆም። ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ÷ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ሕዳር ኣብ ከተማ ባህርዳር ኣብ ጉዳያት ፀፅታ ኣፍሪካ ዝዝቲ…

ዩኒቨርሲቲታት ተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ይቕበላ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ፈተነኦም ዝወስዱ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ይቕበላ ኣለዋ። ሚኒሰስቴር ትምህርቲ ብመሰረት ዘውፀኦ መርሃ ግብሪ ኢየን እተን ዩኒቨርሲቲታት ካብ ትማሊ ጀሚረን እናተቐበላ ዝርከባ፡፡ ብመሰረት እዚ ÷…

ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ብዝተነበረ ዘይዕዉት ማዕቀብ ቀስብቐስ ትደሚ ኣላ – ቀዳማ ሚኒስትር ሃንጋሪ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ዘንበሮ ማዕቀብ ንኸልዕል ቀዳማ ሚኒስትር ሃንጋሪ ቪክቶር ኦርባን ሓቲቶም፡፡ ቪክቶር ኦርባን÷ “እቲ ማዕቀቡ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ጠጠውከብል ዘይከኣለ ስለዝኾነ ንኣውሮፓ ካብ ምጉዳእ ወፃእ ዝረብሖ ነገር የለን”…

ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ምትሕብባር ልምዓት ከጠናኽር ከምዝደሊ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ደቡብ ኮሪያ (ኮይካ) ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ምትሕብባር ልምዓት ከጠናኽር ከምዝደሊ ገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ደሴ ዳልኬ ምስ ፕሬዚዳንት እቲ ኤጀንሲ ሂዩክ ሳንግ ሶህን ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሳደር…