Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ሃገር ለኸ መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታውያን መናእሰይ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር-ለኸ መርሃ-ግብሪ መዛዘምን ኣወሃህባ ኣፍልጦን እዋን ክረምቲ ኣገልግሎት ወለንታውያን መናእሰይ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። “ሰናይ ተግባር ንብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል ቴማ እዩ እቲ መርሃ-ግብሪ ኣገልግሎት ወለንታውያን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ…

በዓል ኢሬቻ መልካ ኣቴቴ ኣብ ከተማ ቡራዩ ሎሚ መኣልቲ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ መልካ ኣቴቴ ኣብ ከተማ ቡራዩ ሎሚ መኣልቲ ተኸቢሩ። በዓል ኢሬቻ መልካ ኣቴቴ ካብ ሆራ ፊንፊኔን ሆራ ኣርሰዲን ቀፂሉ ኣብ ከተማ ቡራዩ ዝኽበር በዓል እዩ። በዓል ኢሬቻ መልካ ኣቴቴ ነበርቲ ቡራዩን ከባቢኣን፤ ካብ ዝተፈላለዩ…

እትፍተኑዎ ፈተና 12 ክፍሊ ሓቀኛ ተስፋታት ኢትዮጵያ ከምዝዀንኩም እተረጋግፁሉ ከምዝኸውን ይኣምን – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“እትፍተኑዎ ፈተና 12 ክፍሊ ሓቀኛ ተስፋታት ኢትዮጵያ ከምዝዀንኩም እተረጋግፅሉ ከምዝኸውን ይኣምን” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንተፈተንቲ 12 ክፍሊ እዚ እዋን ገሊፆም። ተስፋ ፅባሕ እዛ ሃገር ዝበሉዎም ተፈተንቲ፥ “ኢትዮጵያ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ስራሕቲ ልምዓት ስርናይ ሓጋይ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ-መዓልቲ ኣብ ክልል ሶማሌ ወረዳ ቱሉ ጉሌድ ስራሕቲ ልምዓት ስርናይ ሓጋይ 2015 ዓ.ም ኣጀሚሮም። ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት ኣብ ሓጋይ ብክልተ ዙር 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት መስኖ ስርናይ ሓጋይ ክተልምዕ…

በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣምቦ ድሕሪ 150 ዓመታት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣምቦ ድሕሪ 150 ዓመታት ንፈለማ እዋን ሎሚ መዓልቲ ኣብተታከተማ ተኸቢሩ። ኣብቲ ስነስርዓት ኣካቢ ኣባ ገዳ ቱለማን ኣባገዳታት ኦሮሚያን ኣባ ገዳ ጎበና ሆላ ሓዊሱ ካልኦት ኣጋይሽ ተረኺቦም። እቲ በዓል ድሕሪ ብዙሓት…

ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝኸውን ደገፍ ዝተኣኻኸበሉ መድረኽ ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝኸውን ደገፍ ዝተኣኻኸበሉ መድረኽ ተሰናዲኡ። እቲ መድረኽ  “ድር ቢያብር አንበሳ ያስር” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣገልግሎት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ከምዝበሎ፥ እቲ መድረኽ ኣብ ካናዳን…

ርእሰ ምምሕዳራት ዝተፈላለያ ክልላት መበል 1497 በዓል መውሊድ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ርእሰ ምምሕዳራት ዝተፈላለያ ክልላት መበል 1 ሺሕን 497 በዓል መውሊድ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ጌትነት፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ፣…

መውሊድ ነቢዩ መሓመድ እንትነኽብር ኣስተምህርኡ ብምዝካር ክኸውን ኣለዎ-ሚኒስትር ቀጄላ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ልደት ነቢዩ መሓመድ እንትነኽብር ኣስተምህርኡ ብምዝካር ክኸውን ኣለዎ ክብሉ ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ተዛሪቦም። እቲ በዓል ኣብ ዝኽበረሉ ዘሎ ኣንዋር መስጊድ ተረኺቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ነቢዩ መሓመድ ሩህሩህን ደቂ ሰባት…

ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ተፈተንቲ 12 ክፍሊ ይቕበል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ተፈተንቲ 12 ክፍሊ ይቕበል ኣሎ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ትሽዓተ ካምፓሳቱ ተፈተንቲ ንምቕባል ምድላዉ ከምዝዛዘመ ተሓቢሩ። ልዕሊ 38 ሺሕ ተምሃሮ ከምዘፈተን ኢቢሲ ፀብፂቡ።   እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

እንኳዕ ንመበል 1 ሺሕን 497 በዓል መውሊድ ኣብፀሐኩም-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ መበል 1 ሺሕን 497 በዓል መውሊድ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ…