Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወላይታ  ሶዶ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወላይታ  ሶዶ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን መሪቖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም፥ ምስቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ብምዃን ሎሚ ኣብ ወላይታ  ሶዶ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን መሪቕና” ኢሎም። እቲ ፋብሪካ…

ኖርዌይ ንኢትዮጵያ ትገብሮ ሰብዓዊ ሓገዝ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኖርዌይ ንኢትዮጵያ ትገብሮ ድጋፍ ሰብዓዊ ሓገዝን ከይዲ ዳግመ ህንፀትን ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣባሳደር ኖርዌጥ ኣብ ኢትዮጵያን ቀዋሚ ተወካሊ ኖርዌይ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካን ኣምባሳደር ስቲያን ክሪስቴንሰን ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር÷ ምስ ኣካቢ ቀዋሚ…

ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ምደባን ሓለዋን  ምስጢራዊ ሓበሬታ መንግስቲ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ

አዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ምደባን ሓለዋን ምስጢራዊ ሓበሬታ መንግስቲን ድልዉነት ቴክኖሎጂን ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኣዋጅ ሓበሬታታት መንግስቲ ንምምዳብን በቢእዋኑ ንምፍታሽን ንኽከኣልን ምስጢራዊ ሓበሬታታት ንኽሕለዉ ከምኡ እውን ከይጋውሑ ንምግባር…

ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያን ኣዛዚ ዕጡቓት ህወሓትን ኣብ ናይሮቢ ተራኺቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያን ኣዛዚ ዕጡቓት ህወሓትን ኣብ ናይሮቢ ንካልኣይ ግዘ ተራኺቦም ተዛቲዮም። እቶም ኣዘዝቲ ኣብ ኣፈፃፅማ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶሪያ እዮም ተላዚቦም። እቲ ዘተ ነበር ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታን ካልኦት ተወከልቲ…

1 ሺሕን 106 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 106 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ከምዝነበሩ ተገሊፁ። እቲ ናይ ምምላስ ከይዲ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃዚ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ…

ባንኪ ገዳ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ገዳ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ካብ ኣስታት 28 ሺሕ ኣባላት ኣክሲዮን ብዝተኣከበ 552 ሚሊየን ብር ዝተኸፈለ ካፒታልን 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብርን ዝተፈረመ ካፒታል ኢዩ ስርሑ…

ሲሚንቶ ብናፃ ዕዳጋ ንክሽየጥ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ አቶ ተሻለ በልሁ ቅድመ ሐዚ ዝነበረ መምርሒ ሽይጣት ስሚንቶ ከምዝተቐየረ ተዛሪበም። ዋጋ ስሚንቶ ብመንግስቲ ተወሲኑ ንክሽየጥ ዘኽእል መምርሒ ምንባሩ ብምዝኽኻር፥ እቲ መምርሒ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ስሚንቶ ብቐሊሉ ንከይረኽባ…

ጀርመን ንኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል 20 ሚሊየን ዩሮ ሰሊዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ንኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል 20 ሚሊየን ዩሮ ሰሊዓ። እቲ ሓገዝ ብኦቻ ኣቢሉ ዝውዛዕ ከምዝኾነ ኣብ ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት…

ህንፀት ፓርክ ጨርቆስ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ17 ሚሊየን ብር ዝህነፅ ፓርክ ጨርቆስ ሎሚ ተጀሚሩ። እቲ ህንፀት ኣካቢ ቦርት ባንኪ ዶክተር ቢቂላ ሁሩሳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ ቦታ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ወረዳ 4 ፊት ንፊት “ቄራዎች…

ምትሕብባርን ብሓባር ምስራሕን ፖሊስን ህዝብን ዘጠናኽር ገለልተኛ ኣማኻሪ ጉጅለ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባርን ብሓባር ምስራሕን ፖሊስን ህዝብን ዘጠናኽር ገለልተኛ ኣማኻሪ ጉጅለ ተጣይሹ። እቲ ሃገር ለኸ ጉጅለ ካብ ኣካላት መንግስቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ዝተውፃእፅኡ ኣካላት ዘለውዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣወሃህባ ኣገልግሎት ፖሊስ…