Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2022

ብኣፈ-ጉባዔ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ልኡኽ ቅድመ ምድላው መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብን ህዝብታትን ንምዕዛብ ናብ ሃዋሳ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ-ጉባዔ ቤት ምኽሪ ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ልኡኽ ቅድመ ምድላው ኣብ ክልል ሲዳማ ዝኽበር መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብን ህዝብታትን ንምዕዛብ ናብ ሃዋሳ ኣምሪሑ። ካብ መመላእ ሃገር ዝመፅኡ ኣጋይሽ ናብቲ ክልል እንትኣትዉ ዝዓርፍሉን…

ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ቴሌ ብር ዝተዛመደ ቴክኖሎጂ ዕድጊት  ወግዓዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ቴሌ ብር ዝተዛመደ ቴክኖሎጂ ዕድጊት  ወግዓዊ ገይሩ። ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ሲኔት ሶፍትዌር ቴክኖሎጅስ ብምሕብባር  ነቲ ቴክኖሎጂ ዕላዊ ከምዝገበረ ተገሊፁ። እቲ ሓዱሽ ቴክኖሎጂ ቅልጡፍን ኣተኣማማኒን ብዝኾነ መገዲ ግዘ ዓዳጊን…

ካብ ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ መዓስከር ተመዛበልቲ ክልል ዓፋር ዝነበሩ ተጋሩ ናብ መረበቶም ናይ ምምላስ ስራሕ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ መዓስከር ተመዛበልቲ ክልል ዓፋር ዝነበሩ ተጋሩ ናብ መረበቶም ናይ ምምላስ ስራሕ ተጀሚሩ። ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ ቀዳማይ ዙር ምምላስ ተመዛበልቲ፥ ኣብ መዓስከር ተመዛበልቲ ሰመራ፣ ሎጊያን ዱብቲን ዝነበሩ  738…

ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ቀፃሊ ልምዓት ንምስግጋር ፖሊስታት ዳግም ምድህሳስን ምኽላስን የድሊ- ለሊሴ ነሜ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ቀፃሊ ልምዓት ንምስግጋር ፖሊስታት ዳግም ምድህሳስን ምኽላስን የድሊ ክብላ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨሰትመነት ለሊሴ ነሜ ገሊፀን። ረቂቕ ኣዋጅ ዞባ ፍሉይ ኢኮኖሚ እቲ ኮሚሽን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይሳለጥ…

ሎሚ መዓልቲ ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ፀወታታት ዋንጫ ዓለም ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ሰዓት 7 ካሜሮን ምስ ሰስዊዘርላንድ ሰዓት 1 ፖርቱጋል ምስ ጋና ሰዓት 10 ኡራጋይ  ምስ ደቡብ ኮሪያ ሰዓት 4 ብራዚል ምስ ሰርቢያ…

እናተሃነፀ ዝርከብ ዓቕሚ ሓይሊ ባሕሪ ንፅባሕ ወለዶ መሰረት ዘንብር ኢዩ – ሬር ኣድሚራል ክንዱ ገዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሬር ኣድሚራል ክንዱ ገዙ ኣብ ቀፅሪ ኢንጅነሪግ መከላኸሊ ቢሾፍቱን ኮሌጅ መከላኸሊ ኢንጂነሪንግ ባቦጋያን ሙያዊ ስልጠና ንምሃብ ንዝተሰናድኡ ሰብ ሞያ መሰረታዊ ሓይሊ ባሕሪ መምርሒ ሂቦም። እቶም ዋና ኣዛዚ÷ “ኣብ…

1 ሺሕን 21 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓርብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 1 ሺሕን 21 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ንተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ክንክንን ሓገዝን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ማእኸል መፅንሒ ክኸዱ ከምዝተገበረ ካብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳያን…

ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ጀርመን ብጃፓን ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ ጃፓን ንጀርመን መዘናኣ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ሰዓት 10 ኣብ ዝጀመረ ፀወታ ክልቲአን ሃገራት ኢካይ ጉንዶኻን ኣብመበል 33 ደቒቕ ብዘመዝገባ ሽቶ ጀርመን…

ጥንኩር ስርዓት ጥዕና ንምህናፅ ዝተዋደደ ኣሰራርሓ የድሊ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃንደበታዊ ሓደጋታት ጥዕና ሕብረተስብ ንምፅዋር ጥንኩር ስርዓት ጥዕና ንምህናፅ ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ከምዘድሊ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአዩ ሃንደበታዊ ሓደጋታት ጥዕና ንምክልኻልን ምላሽ ንመሃብን…

ቱርኪ ዓመፅቲ ኩርድ ይርከቡዎም ኢዮም ኣብ ዝበለቶም 500 ዝኾኑ ዒላማታት መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ ኣብ ኢራቕ ሶሪያ ኣብ ልዕሊ ዝንቀሳቐሱ ዓመፅቲ ኩርድ ብዘካየደቶ መጥቃዕቲ ኣየር 500 ዝኾኑ ዒላማታት ከምዝወቕዐት ኣፍሊጣ። ቱርኪ ኣብ ቀረባ እዋን ብዘካየደቶም መጥቃዕቲ ኣየር እቶም ዓመፅቲ ዓሪዶምሎም ኢዮም ዝበለቶም 471 ዒላማታት…