Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2022

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ መዓልቲ ፃዕዳ ሪባን ንምኽባር ናብ ከተማ ሃዋሳ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብብርኪ ዓለም ንመበል 31ን ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 17 ግዘ ዝኽበር መዓልቲ ፃዕዳ ሪባን ንምኽባር ናብ ከተማ ሃዋሳ ኣቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ከተማ ሃዋሳ እንትበፅሓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን…

ብራዚል ንሰርቢያ 2ን0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሸት ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ምድብ ሸውዓተ÷ ብራዚል ንሰርቢያ 2ን0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ። ክልቲአን ሃገራዊ ጋንታታት ቀዳማይ ፍርቂ ፀወታ ብዘይ ሽቶ ይዛዝማ እምበር÷ ድሕሪ ዕረፍቲ ሪቻልሰን ብዘመዝገበን 2 ሽቶታት ብራዚል ተዓዋቲት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃመት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃመት ኣብ ኒጀር ኒያሚ ተራኺቦም ተዛቲዮም። ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝምራሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ÷ ኣብ ኒጀር እናተኻየደ…

ዶክተር ሊያ ልዕሊ 60 ዓይነታት መድሓኒት ኣብ ዘፍሪ ፋርማቲካል ፋብሪካ  ሳንሼንግ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ልዕሊ 60 ዓይነታት መድሓኒት ኣብ ዘፍሪ ፋርማቲካል ፋብሪካ  ሳንሼንግ ዑደት ገይረን። እቶም ፍሪያታት መድሓኒት ካብ መኽዘን ክሳብ ምክፍፋል ዘለዎም ኩነታት ተዓዚበን። ዶክተር ሊያ፥ እቶም መድሓኒታት ፅርየቶም…

ክሌማዊ ለውጢ ጉዳይ ህልውና ኣፍሪካ ብምዃኑ ነቲ ፀገም መፍትሒ ምንዳይ የድሊ -ኣይተ ዑመር ሁሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ለውጢ ጉዳይ ህልውና ኣፍሪካ ብምዃኑ ነቲ ፀገም መፍትሒ ምንዳይ የድሊ ከብሉ ሚኒስተር ግብርና ኣይተ ዑመር ሁሴን ገሊፆም። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ልምዲ ኢንሹራንስ 15 ዓመት ግብርናን  ዓለም ለኸ ተመክሮ ኢንሹራንስ ግብርናን ዘርእዩ…

ፋብሪካ ስሚንቶ ደርባ “ሲኖማ ኢንተርናሽናል ኢንጅነሪንግ” ምስዝተብሃለ ኩባኒያ ቻይና ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ስሚንቶ ደርባ “ሲኖማ ኢንተርናሽናል ኢንጅነሪንግ” ምስዝተብሃለ ኩባኒያ ቻይና ስምምዕነት ከቲሙ። እቲ ስምምዕነት፥ ኣብ ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ፋብሪካ ስሚንቶ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ከምዘኾነ ተገሊፁ። ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ደልየት ስሚንቶ…

ኮሚሽን ልምዓት ቤተ ክርስቲያን ቃለ ህይወት ኢትዮጵያ ብምኽንያት እቲ ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ልዕሊ ብር 25 ሚሊየን ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ልምዓት ቤተ ክርስቲያን ቃለ ህይወት ኢትዮጵያ 25 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ድጋፍ ዓይነት ገይሩ። እቲ ደገፍ፥ ብምኽንያት እቲ ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ንዝርከቡ ዜጋታት ዘውዕል ከምዘኾነ ተገሊፁ። እቲ ድጋፍ ኣብ…

ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጡ ውፅኢት ዲጂታል ኢትዮጵያ ንምርኣይ እወንታዊ ግደ ከምዝህልዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ተተካኢ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ውሕመ ኣብ ኣፍሪካ ኣንቶኒዮ ፔድሮ ተዛቲዮም። ኣንቶኒዮ ፔድሮ፥ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጡ ውፅኢት…

ስዊዘርላንድ ኣብ ልዕሊ ካሜሮን 1 ን0 ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ሰዓት 7 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ዋንጫ ዓለም ስዊዘርላንድ ኣብ ልዕሊ ካሜሮን 1 ን0 ተዓዊታ። ብሪል ኤምቦሎ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ስዊዘርላንድ እቲ ፀወታ ክትስዕር ክኢላ ኣላ። ብትውልዱ ካሜሮናዊ ብዜግነቱ ስዊዘርላንዳዊ ዝኾነ ብሪል…