Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2022

ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ናብ ክልል ትግራይ 32 ሺሕ ሜትሪክ ቶን እኽሊ ተበፃሒ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌደራልን ህወሓትን ዝተበፅሐ ሰምምዕ ሰላም ሲዒቡ ክሳብ ሐዚ፤ 32 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ልዕሊ 360 ሽሕ ሊትሮ ነዳዲን ናብ ክልል ትግራይ ተበፃሒ ከምዝተገበረ ኮምሽነር ኣነራርሓ ስራሕ ስግኣትን ሓደጋ ኢትዮጵያ ዶክተር ሺፈራው…

ካብ ኣላማጣ-ቢሶበር ያሎ ከልዋን ዘሎ ፅገና መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ጉድኣት በፂሑዎ ዝነበረ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ኣላማጣ-ቢሶበር ያሎ ከልዋን ፅገናኡ ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ዓፋር ኣፍር ኣፍሊጡ። ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ያሲን ዓሊ፥ ካብ ኣላማጣ - ቢሶበር ያሎ ከልዋን ዘሎ ማእኸላይን…

ዲፕሎማሰኛታት እዋኑ ዘገናዘበ፣ ብብልሓት ዝምራሕ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከሳልጡ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ፅዕንቶ ዲፕሎማሲ ከምዝኾነት ብምግንዛብ ዲፕሎማሰኛታት እዋኑ ዘገናዘበ፣ ብብልሓት ዝምራሕ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከሳልጡ ይግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም…

ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ስዑዲ ዓረብ ብፖላንድ 2 ን0 ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ ፖላንድ ንስዑዲ ዓረብ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንሜካናይዜሽን ሕርሻ ዘገልግሉ መሳርሒታት ንዓማዊሉ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንሜካናይዜሽን ሕርሻ ዘገልግሉ መሳርሒታት ንዓማዊሉ ሂቡ። እቶም መሳርሒታት ካብ ባንኪ ልምዓት ጀርመን ዝረኸቦ ደገፍ ገንዘብ ዝተዓደጉ እንትኾኑ፥ ንዓማዊል ሊዝ ፋይናንስ ዘቕረቦም ዓፀድቲን መኸድቲን እኽሊ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…

ደቡብ ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ሰላምን ፀፅታን ብሓባር ከምእትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ሰላምን ፀፅታን ብሓባር ከምእትሰርሕ ገሊፃ። ላዕለዎት መኮንናት ጄኔራል ሓበሬታ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ሰላምን ፀፅታን ተዛቲዮም። ደቡብ ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ሰላምን ፀፅታን…

ሺ ጂንፒንግ ቻይና ንሰላምን ምርግጋዕን ዓለም ምስ ሰሜን ኮሪያ ብምውዳድ ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ፥ ሃገሮም ንሰላምን ምርግጋዕን ዓለም ምስ ሰሜን ኮሪያ ብምውዳድ ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፆም ሰሜን ኮሪያ ሓያሎ ቁፅሪ ዘለዎም ሚሳኤላት ምውንጫፋ ስዒቡ ንመራሒ እታ ሃገር ኪም ጆንግ ኡን መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።…

ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ቱኒዚያ 1 ን 0 ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 22 ዋንጫ ዓለም ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ቱኒዚያ 1 ን 0 ተዓዊታ። ብመሰረት እዚ ኣውስትራሊያ ካብቲ ምድብ ናብ ቀፃሊ ዞር ናይ ምሕላፍ ተስፋኣ ክብ ክብል ገይራ ኣላ። ብሕታዊት ሸቶ ኣውስትራሊያ ሚቸል ዱክ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 110 ፓምፕታት ማይ ንክልል ሶማሌ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 110 ፓምፕታት ማይ ንክልል ሶማሌ ኣበርኪቱ። ኣብቲ ክልል መርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት መፋለጢ መድረኽ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኢንጂነር አይሻ መሃመድ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ካልኦት…

ባንኪ ኣቢሲኒያ 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ዝተፃረየ ከስቢ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣቢሲኒያ 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ዝተፃረየ ከስቢ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ መበል 26 ዓመታዊ ስሩዕን መበል 13 ህፁፅን ሓፈሻዊ ጉባኤ ሰብኣክሲዮን ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ። ኣቦ መንበር ቦርድ ዳይሮክተራት እቲ ባንኪ ኣይተ…