Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2022

ኣብ ፅዋዕ ዓለም ካሜሩንን ሰርቢያን 3 ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ካሜሩንን ሰርቢያን ሰለስተ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን። ኣብ ምድብ ሸውዓተ ዝርከባ ካሜሩንን ኣብ ዘካየደኦ ካልኣይ ዙር ፀወተአን ካሜሩን ብ ሰርቢያ ተበሊፃ 3 ን 1 ተመሪሓ ዝነበረት ትኁን እምበር÷ ብክልተ ሸቶታት ቪንሰንት…

ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ቀረባ እዋን ተመዛቢሎም ካብ ሞንጎ ዝነበሩ 69 ሺሕ ሰባት ሰባት ፍርቆም ናብ መረበቶም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ቀረባ እዋን ተመዛቢሎም ካብ ሞንጎ ዝነበሩ 69 ሺሕ ሰባት እቶም 34 ሺሕ ሰባት ናብ መረበቶም ከምዝተመለሱ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋን ውሕስና ምግቢን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ቅድመ መጠንቀቕታን ምላሽን እቲ…

ኣባላት ዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያን ጂቡቲን ሓበራዊ ልምምድ ኲናት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሴክተር ኣትሚስ ኣርባዕተ ሻውዓይ ዙር ኣባላት ዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያን ጂቡቲን ሓበራዊ ልምምድ ኲናት ከምዘካየዱ ተገሊፁ። እቲ ልምምድ ኣብ ቀፃሊ ንዘጋጥሙ ግዳጃት ብዝግባእ ንምፍፃም ዘለዎ ግደ ልዑል ከምዝኾነ ምክትል ኣዛዚ እቲ ሴክተር ኮሎኔል…

ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሰላም ኢትዮጵያ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብተናፀል ዘስርሑ ዝነበሩ ስራሕቲ ናብ ሓደ ዘምፅእ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሰላም ኢትዮጵያ ተጣይሹ። ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዷለም፥ “እቲ ቤት ምኽሪ ንሰላም ሃገር ብሓባር እንሰርሐሉ ኢዩ ኢሎም። ብተናፀል ዘስርሑ ዝነበሩ ስራሕቲ ናብ ሓደ ዘምፅእ…

ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ሓዊሱ ኣርባዕተ ሃገራት ዝሳተፋሉ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ሓዊሱ ኣርባዕተ ሃገራት ዝሳተፋሉ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ምድብ ሸውዓተ ካብ ዘለዋ ሃገራት  ካሜሮን ምስ ሰርቢያ ሰዓት ሸውዓተ ወተአን ከካይዳ ኢየን። ብራዚልን ስዊዘርላንድን ድማ ሰዓት 1…

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣፈ-ጉባኤ ወይዘሮ ፋንቱ ተስፋዬ ኣብ ዝገበርኡ መኽፈቲ መደረ፥ እቲ ጉባኤ ስምምዕነት ሰላም ኣብ ዝተገበረሉን ውሕስነት ምግቢ ዜጋታት ንምርግጋፅ ብብርኪ ሃገር ሙሉእ መኣዲ ኣብ ዝተጀመረሉን መክያዱ…

ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ኣጋይሽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ተተኣናግዶ መበል 17 ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ኣጋይሽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ላዕለዋይ ልኡኽ ጉዳያት ቴክኖሎጂ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣማንዲፕ ሲንጊህ ጊሊን ሚኒስትር ኢንፎርሜሽንን ዲጂታላይዜሽንን…

ኣፍሪካዊት ሃገር ሞሮኮ ንቤልጂም 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ውድድር ፅዋዕ ዓለም ኣፍሪካዊት ሃገር ሞሮኮ ንቤልጂም 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ኣብ ምድብ ሽዱሽተ ዝርከባ ሃገራዊ ጋንታታት ቤልጂየምን ሞሮኮን ተራኺበን ሞሮኮ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅት ብምዕዋት መሪሕ እቲ ምድብ ክትከውን ክኢላ።…

ምክትል ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣብ ጉባኤ ምሕዳራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ዋና ፀሓፊ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሊ ጁንሁዋ ኢትዮጵያ ኣብ ተሰናድኦ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕዳራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ምክትል ዋና ፀሓፊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ…

ኣብ ደቡብ ኮሪያ ሄሊኮፕተር ተሓምሺሻ ሕይወት ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ደኒ ግዝኣት ያንግያንግን ጋንግዎን ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ ዝተዋፈረት ሄሊኮፕተር ተሓምሺሻ ሕይወት ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ። እታ ሄሊኮፕተር ኣብ ምብራቓዊ ጠረፍ ባሕሪ ግዝኣት ያንግያንግን ጋንግዎን ከምዝተሓምሸሸት…