Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2022

ኣብ ርብዒ ዓመት 2 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 2 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ዝግመቱ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያ፣ ፖሊስ ፌደራል፣ ሚኒስቴር እቶትን ሚኒስቴር ፍትሒን÷ ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ ምክልኻል…

ኩባንያ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ 5ይ ሰሙን ዝተርኣዩ ጉድለታት ስነ ምግባር ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ 5ይ ሰሙን ዝተርኣዩ ጉድለታት ስነ ምግባር ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። ኣመራርሓን ስነ-ስርዓትን ውድድር ሊግ እቲ ኩባኒያ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ÷ ኣብ 5ይ ሰሙን ዝተገበሩ ውድድራት ካብ ዳያኑን ተዓዘብቲን ዝቐረቡሉ ፀብፃብ…

ኣብ መድሓኒት ትራማዶል ጥቡቕ ክትትል ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መድሓኒት ትራማዶል ጥቡቕ ክትትል ከምዝግበር በዓል መዚ ምቁፅፃር ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ኣጠቓቕማ እቲ መድሓኒት ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ካብ ትእዛዝ ሰብ ሞያ ጥዕና ወፃእ ብዙሓት መናእሰይ ንፀረ ቃንዛ…

ሚኒስቴር ጥዕና “ኢላንጋ” ምስ ዝተብሃለ ኣገልግሎት ገባሪ ሰናይ ስዊዘርላንድ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና “ኢላንጋ” ምስ ዝተብሃለ ኣገልግሎት ገባሪ ሰናይ ስዊዘርላንድ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት÷ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ወሎ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖም ኣገልግሎታት ጥዕና ብናውቲ ሕክምናን ንምሕጋዝ ናብ…

ፅገና ልዑል ሓይሊ መተሓላለፊ መስመር ወልዲያ ኣላማጣ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅገና ልዑል ሓይሊ መተሓላለፊ መስመር ወልዲያ ኣላማጣ ከምዝተዛዘመ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን እቲ ትካል ኣይተ ሞገስ መኮንን፥ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ በምኽኒያት ዘጋጠመ ኲናት ጉድኣት ኣጋጢሙዎ ኣብ ፅገና ዝፀንሐ እቲ…

ዝኽሪ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ  ዝቕፅል ሓሙስ ኣብ ክልል ዓፋር ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ዝኽሪ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ “ኣይንርሰዖን” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝቕፅል ሓሙስ 24 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ኣብ ክልል ዓፋር ክካየድ ኢዩ። እቲ ዝኽሪ ምልክት ጅግንነትን መስዋእቲን ሰራዊት ምክልኻል…

ኣይተ መላኩ ኣለበልን ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ዘፈር ምፍራይ ዝተዋፈሩ ኢንዱስትሪታት ቻይና ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበልን ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያን ዣኦ ዡዩአን ኣብ ዘፈር ምፍራይ ዝተዋፈሩ ኢንዱስትሪታት ቻይና ተዓዚቦም። እቲ ዑደት÷ ኢንዱስትሪታት እናገጠሙዎመወ ዝርከቡ ፀገማት ብኣካል ብምዕዛብ ማሕለኻታት ንምፍላይ…

ሩሲያ መተሓላለፊ መስመር ፍሪያት እኽሊ ፀሊም ባሕሪ ዓፂያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ፍሪያት እኽሊ ናብ ዕዳጋ ዓለም እትልእኸሉ መስመር ፀሊም ባሕሪ ዳግም ዓፂያ። እቲ መስመር ዝዓፀወትሉ ምኽኒያት፥ ዩክሬን ንመተሓላለፊ ፍሪያት እኽሊ ዝተፈቐደ መስመር ንወተሃደራዊ መንቅስቓስ ኣገልግሎት ተውዕሎ ኣላ ብዝብል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…

ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገር ዘብፅሖ ጥፍኣት ዘውግዝ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሃገር ዘብፅሖ ጥፍኣት ዘውግዝ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ነበርቲ፥ ኣብ ኣደባባያት እታ ከተማ ብምውፃእ ነቲ ገብረ ራዕዲ ዘውግዙ መልእኽቲታት በምስማዕ ተቓውሞኦም…