Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2022

 “ንኢትዮጵያ ካብ ኢድ ኣእታውነት ባዕዳዊያን ንምድሓን ብዘይኣፈላላይ ደው ክንብል ኢና” ኣመራርሓ ተነሓናሕቲ ፓርቲ ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ንኢትዮጵያ ካብ ኢድ ኣእታውነት ባዕዳዊያን ንምድሓን ብዘይ ኣፈላላይ ደው ክንብል ኢና” ክብሉ ኣመራርሓ ተነሓናሕቲ ፓርቲ ፖለቲካ ገሊፆም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድሓን ዝግበሩ ዘለዉ ኢድ ናይ መእታው ደልየታት ንሓቂ ዝኸሓዱ ከመዝኾኑ ተዛሪቦም።…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ኣብ ዓውዲ “ጂኦስፓሻል” ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ኣብ ዓውዲ "ጂኦስፓሻል" ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ብሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫለቱ ሳኒ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኪንቴክስ ደቡብ ኮሪያ ካብ 2 ክሳብ 4 ሕዳር ኣብ ዝካየድ "ስማርት ጂኦስፓሻል ኤክስፖ…

ኣብ ኣፍሪካ ዝተዋደደ ምትእስሳር መሰረተ ልምዓት ብምፍጣር ተረባሕነት መናእሰይ ምጉልባት ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዝተዋደደ ምትእስሳር መሰረተ ልምዓት ብምፍጣር ተረባሕነት መናእሰይ ምጉልባት ይግባእ ክብሉ ነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሙላቱ ተሾመ ተዛሪቦም። ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ መናእሰይ ኣፍሪካ ነበር መራሕቲ ኣብ ፓን ኣፍሪካኒዝም ዘለዎም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ሓድነት ኣፍሪካ ፓን አፍሪካኒዝምን ኣስተዋፅኦ ዝገበሩ ነበር መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ሽልማት ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቀዳማዊ ሃፀይ ሃይለ ስላሴ ሓዊሱ ንስድራ ኣብ ሓድነት ኣፍሪካ ፓን አፍሪካኒዝምን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ 17 ነበር መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ሽልማት ኣበርኪቶም። መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ጉባኤ መናእሰይ መራሕቲ ኣፍሪካ ኣብ…

ብናይ ሓጋይ መስኖ ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብስርናይ ንምልማዕ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናይ ሓጋይ መስኖ ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብስርናይ ንምልማዕ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ዶክተር መለስ መኮንን፥ ካብቲ ዝለመዕ ሰፍሓት መሬት ልዕሊ 52 ሚሊየን ኩንታል ንምርካብ ትልሚ…

ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ተውፃእፅኡ መናእሰይ ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ተውፃእፅኡ መናእሰይ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ምክልኻል ዑደት ገይሮም። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ማርታ ሉዊጂ÷ ነቶም መናእሰይ ናይ እንኳዕ ደሓን መፃእኹ ኣቀባብላ ገይረናሎም፡፡ ኣማኻሪ ጉዳያት ስትራቴጂን ፍሉይ…

ኣፈ ጉባ ታገሰ ጫፎ ምስ ሞሮኮ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፈ ጉባ ታገሰ ጫፎ ምስ ሞሮኮ መዘነኦም ራችድ ታልቢ ኣል-ኣላሚን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ሞሮኮን ኣብ ፓርላሜንታዊ፣ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ልውውጥ ባህሊን ብሓር ምስራሕ ከምዘድሊ ተመያይጦም፡፡…

ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ምስ “ፓወር ፎር ኦል ” ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ ቴክኒክን ፕሮጀክት ህንፀት ዓቕሚን ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ምስ "ፓወር ፎር ኦል " ሰነድ ስምምዕነት ሓገዝ ቴክኒክን ፕሮጀክት ህንፀት ዓቕሚን ተፈራሪሙ። በቲ ሚኒስቴርን ፋውንዴሽን ኣይ ኬ ኢ ኤን ፋይናንስ ዝግበር "ፓወር ፎር ኦል "÷ ሓዱሽ ፕሮጀክት ንምጅማር…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ወልመራ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ልምዓት ስርናይ ሓጋይ  ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ወረዳ ወልመራ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ልምዓት ስርናይ ሓጋይ  ተሳሊጡ። ሓላፈዲ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣበራ ወርቁ፥ ኣብ ፍሉይ ዞባ ክልል ኦሮሚያ ኣብዚ ዓመት 50 ሄክታር መሬት ብስርናይ ክሽፈን ኢዩ ኢሎም። ኣብታ…