Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2022

መመሓላለፊ መስመር ሓይሊ ሑመራ – ወልቃይት – ሽረ ይፅገን ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓላለፊ መስመር ሓይሊ ሑመራ - ወልቃይት - ሽረ እናተፀገነ ምዃኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፈፃሚ ስራሕ ዘፈር ኦፕሬሽን መከፋፈሊ ጣቢያታትን መተሓላለፊ መስመራትን ሓይሊ ኤልክትሪክ ኢትዮጵያ ሃብታሙ ውቤ ከምዝገለፁዎ÷ ብምኽንያት እቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ወረዳ ጨንቻ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ጋሞ ወረዳ ጨንቻ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ጎብኒዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰስትር ኣብታ ወረዳ ከተማ ጨንቻ ኣብ ስራሕቲ ማእለማ ብማሕበር ተወዲቦም እናሰርሑ ዝርከቡ መናእሰይ ተዓዚቦም። እቶም መናእሰይ…

ሰማእታት እዚ ሰሜን ብምዝካር ታሪኻዊ ሓደራና ክንዋፃእ ኢና-ሰራዊት ምክልኻል

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰማእታት እዚ ሰሜን ብምዝካር ታሪኻዊ ሓደራና ክንዋፃእ ኢና ክብል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ገሊፁ። ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ዘበና ብዙሓት ህልውናኣ ዝፈታተኑ ትዕቢት ዝወጠሮም ሃገራት ወረራ ብምፍፃም ረብሐኦም…

ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለየ ኹነት ክዝከር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለየ መርሃግብሪታት ከምዝዝከር ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ምምሕዳር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ 23 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም…

ሰሜንን ደቡብ ኮሪያ ተኹሲ ተለዋዊጠን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜንን ደቡብ ኮሪያ ተኹሲ ከምዝተለዋወጣ ተገሊፁ፡፡ ክልቲአና ሃገራት ዝተለዋወጠኦም መጥቃዕቲ ሚሳኤላት÷ ጉድኣት እንተይኣብፅሑ ኣብ ጥቓ ጠረፍ ባሕሪታት ከምዝዓለቡ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ ሰሜን ኮሪያ ኣቐዲማ ዝፈነወቶ ሚሳኤል ሶኮቾ ካብ ዝተብሃለት…

ካብ ግድብ ህዳሰ ዝፍልፍል ሓይሊ ናብ ዋና ግሪድ ንኸኣቱ ዝካየድ ፅገናን ስራሕቲ ፍተሸን መስመር ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ግድብ ህዳሰ ዝፍልፍል ሓይሊ ናብ ዋና ግሪድ ንኸኣቱ ዝካየድ ፅገናን ስራሕቲ ፍተሸን መስመር ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝጅመር ሓሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ መስመር መተሓላለፊ ሓይሊ÷ ልዕሊ 30 ወረዳታት ክልላት ኦሮሚያን ቤኒንሻንጉል…

ኢራንን ሩሲያን ስምምዕነት 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዕድጊት ጋዝ ግዥ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራንን ሩሲያን ስምምዕነት 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዕድጊት ጋዝ ግዥ ከምዝተፈራሪማ ተገሊፁ። ላዕለዋይ በዓል መዚ ቴህራን÷ ዓብዪ ኩባኒያ ኣፍራዪ ጋዝ ሩሲያ ምስ ዝኾነ ጋዝፕሮም 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዕድጊት ጋዝ ግዥ ንምፍፃም ውዕሊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ጎፋ ዞን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ጎፋ ዞን ዑደት ኣካይዶም። ነቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነበርቲ ሳውላን ከባቢኡን ድነሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ኣብቲ ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው፣ ኣፈ ጉባኤ…

ከተማ ላሊበላን ከባቢኣን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንነዊሕ እዋን ኤሌክትሪክ ተቛሪፁዎም ዝነበሩ ከባቢታት ላሊበላ፣ ወረዳ ላስታን ከተማ ሙጃን ሎሚ መዓልቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺቦም፡፡ ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝረኸቡ ከባቢታት ብግብረ ራዕዲ ህወሓ ልዑል ጉድኣት ዝበፅሖ 66 ኪሎ ቮልት መመሓላለፊ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ክሕደት ዝፈፀመሉ 24 ጥቅምቲ ኣብ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ብፍሉይ ኩነታት ተዘኪሩ ክውዕል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ክሕደት ዝፈፀመሉ 24 ጥቅምቲ ኣብ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ብፍሉይ ኩነታት ተዘኪሩ ከምዝውዐል ሚኒስቴር ምክልኻል ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ…