Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2022

ኣብ ዘተ ሰላም ደቡብ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ሓሳብ ሙሉእ ብሙሉእ ተቐባልነት ረኺቡ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘተ ሰላም ደቡብ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ሓሳብ ሙሉእ ብሙሉእ ተቐባልነት ረኺቡ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣብ ኣርባመንጭ ከተማ ኣብዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጦርነት ናይ ሰብ…

ዞባ ጋሞ ብሕልፊን ትርፊን ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝተዓደለ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባ ጋሞ ብሕልፊን ትርፊን ሃፍቲ ተፈጥሮ ዝተዓደለ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሀዝቢ ጋሞ ብጠንካራ ባህሊ ስራሕ ኣቢሉ ልምላመ ናብ ትውልዲ ምሕላፍ ክኢሉ ኢዩ ኢሎም።…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ  ፕሬዚዳንት ኮቲዲቯር ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ  ፕሬዚዳንት ኮቲዲቯር አላሳኔ ኦታራ ተዛቲየን። እቶም መራሕቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኮቲዲቯርን ብዝተፋለዩ ዘፈራት ዘሎ ምትሕብባር ኣፍልጦ ሂቦም። ኣብ ቀፃሊ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ…

ሕብረት ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ምርግጋፅ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ሙሳ ፋኪ ማህማት

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ምርግጋፅ ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ኮሚሽነር እቲ ሕብረት ሙሳ ፋኪ ማህማት ኣፍሊጦም። እቶም ኮሚሽነር ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተኻየደ ዘተ ሰላም ጎንፂ ደው ናይ ምባል ዘተ ሰላም ንዝተፈራረሙ ወገናት…

ኣሜሪካ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣቢሉ ንዝተበፅሐ ውፅኢት ስምምዕነት ሰላም ደገፋ ክትቅፅል ኢያ-ኣንቶኒ ብሊንከን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣቢሉ ንዝተበፅሐ ውፅኢት ስምምዕነት ሰላም ደገፋ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም። ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተኻየደ ዘተ ሰላም መንግስቲን ህወሓትን ብዓወት ምዝዛሙ ንኢዶም። ኣንቶኒ…

ፕሬዚዳንት ኬንያ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዘጋጠመ ጎንፂ ሰላማዊ ዕልባት ንምሃብ ስምምዕነት ብምግባሩ ሓጎሶም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሳሞኢ ሩቶ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዘጋጠመ ጎንፂ ሰላማዊ ዕልባት ንምሃብ ስምምዕነት ብምግባሩ ሓጎሶም ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ ኣብቲ ዘተ ሰላም ንዝተሳተፉ ክልቲኦም ኣካላት አመስጊኖም። ሰላም ንምንጋስ…

ሎሚ ኢትዮጵያን ሰላምን ዓወት ረኺቦም-ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ፕሪቶሪያ ዝተሰየመ ልኡኽ ኣባል ዝኾኑ ኣምባሳደር ሬድዋን "ንኩሉኩም ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን እንኳዕ ደስ በለኩም ኢሎም፡፡ ኣተሓሒዞም እውን “ ኣነ ክገልፆ ዘይኽእል ደስታ ተሰምዒኒ እዩ"ክብሉ ኣብ…

ንቕድሚት ንምውሳድ ልዑል ፋይዳ ከምዘለዎ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ውፅኢት እቲ ዝርርብ ሰላም ንኢትዮጵያ ንቕድሚት ንምውሳድ ልዑል ፋይዳ ከምዘለዎ ገሊፆም። እቲ ስምምዕ ናብ ዝተጀመረ መገዲ ለውጢ ዝወስድን ንሰላም ዘለና ቁርፀኝነት ዘርእን ኢዩ ኢሎም። ንተግባራዊነቱ ዘለና ቁርፀኝነት…

ጎንፂ ሰሜን ኢትዮጵያ ሰላማዊ መዕለቢ ንመሃብ እናተኻየደ ዝነበረ ዝርርብ ሕገ መንግስታዊ ሰርዓትን ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ብዘኽበረ መልክዑን ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎንፂ ሰሜን ኢትዮጵያ ሰላማዊ መዕለቢ ንመሃብ እናተኻየደ ዝነበረ ዝርርብ ሕገ መንግስታዊ ሰርዓትን ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ብዘኽበረ መልክዑን ተዛዚሙ። ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ፕሪቶሪያ እናተኻየደ ዝፀንሐ ዝርርብ ሰላም እንትዛዘም ዝተገበረ ስምምዕነት…

ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቡ። እቲ ልኡኽ ኣብ ዝራእቲ ባናና፣ ሞዴል ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ጋሞ ባይራ፣ ብማሕበር መስኖ ልምዓት…