Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2022

ካናዳ ስምምዕነት ሰላም ንኢትዮጵያ ሰላምን ድሕንነትን ወሳኒ ስጉምቲ ኢዩ ኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ንኢትዮጵያ ሰላምን ድሕንነትን ወሳኒ ስጉምቲ ኢዩ ክትብል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣታ ሃገር ሜላኒ ጆሊ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ካናዳ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት…

ብኢትዮጵያ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ንንእድ- ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቤሊጂየም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ብኢትዮጵያ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ንንእድ- ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቤሊጂየም ሃጃ ላቢብ ተዛሪበን። እቲ ስምምዕነት ከምዘሐጎሰን ገሊፀን። ናይ ኣፍሪካ ሕብረትን ደቡብ ኣፍሪካን እቲ ዘተ ንክዕወት ንዝገበርዎ ፃዕሪ…

እቲ ስምምዕነት ሰላም ሸትኡ ንክወቅዕ መንግስቲ ዝጀመሮ ፃዕሪ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ዶ/ር ለገሰ ቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ስምምዕነት ሰላም ሸትኡ ንክወቅዕ መንግስቲ ዝጀመሮ ፃዕሪ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶ/ር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ መዛዘሚ ኲናትን ጎንፂን ዘላቒ ሰላም…

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ እቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ብዝምልከት ዝተሰመዖም ሓጎስ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ቅዱስ ተክለ ሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ እቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ብዝምልከት ዝተሰመዖም ሓጎስ ገሊፆም። ትማሊ ኣብ መንጎ መንግስቲን ህወሓትን…

ዋና ቤት ዕዮ ትካል ትሕብብር ትምህርቲ ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ሰምምዕነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ቤት ዕዮ ትካል ትሕብብር ትምህርቲ ዓለም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምኽፋት ሰምምዕነት ተገይሩ። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴዔታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ አምባሳደር ተስፋዬ ይልማን ዋና ፀሓፊ እቲ ዋና ቤት ዕዮ መንሱር ቢን ሙሳላምን ፈሪሞምዎ።…

ዝኽሪ 2ይ ዓመት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኽሪ 2ይ ዓመት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ተሳሊጡ። ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ ዝተኻየደ ዝኽሪ፥ እቲ መርሃ ግብሪ "ንሓዋሩ ኣይንርስዖን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኻይዱ፡፡…

ፕሬዚዳንት ጅቡቲ  ብመንግስትን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ኣድኒቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኢስማኤል ኦማር ጌሌ ብመንግስትን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም አድኒቖም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማህበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዝገለፅዎ፥ ንቐጠና ሰላምን ንድሕንነት ህዝቢን፣ ሰላምን ምዕባለን እንትበሃል ፃዕሪ ሰላም ነዝገበሩ…

ሩሲያ እቲ ስምምዕነት ሰላም ንሰላምን ምዕባለን ኢትዮጵያ መሰረት ዘንብር ኢዩ ኢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ መንጎ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ንሰላምን ምዕባለን ኢትዮጵያ መሰረት ዘንብር ኢዩ ኢላ። ኤምባሲ ሩሲያ፥ እቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ንኢዱ። እቲ ስምምዕነት ንዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ ነምፅጋን ዘኽእል ከምዝኾነ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሃገራዊ ናይ ፀባ፣ ደርሆን መዓርን ልምዓት መርሃ ግብሪ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ “የሌማት ትሩፋት'' ዝተብሃለ ሃገራዊ ናይ ፀባ፣ ደርሆን መዓርን ልምዓት መርሃ ግብሪ ኣጀሚሮም። እቲ መርሃ ግብሪ ንቐፀሊ 4 ዓመት ዝትግበር እንትኸውን፥ ቀንዲ ሸትኡ ናይ እንስሳት ፍሪያት ንምዕባይ ናይ ምግቢ…

ቱርክ ብኢትዮጵያ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ሰምምዕነት ኣድኒቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርክ ትማሊ ብኢትዮጵያ መንግስቲን ህወሓትን ዝተገበረ ሰምምዕነት ኣድኒቓ። ናይታ ሃገር ናይ ወፃኢ ጉዳይ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ወገናት ዝተበፅሐ ስምምዕነት ከምዘሐጎሶ ገሊፁ። እቲ ስምምዕነት ዘላቒ ንክኸውን ተስፋ…