Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2022

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስተር ጉዳይ ወፃኢ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ተመያይጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምኽትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስተር ጉዳይ ወፃኢ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ሼክ ኣብዱላሂ ቢን ዛይድ ተመያይጦም፡፡ ኣብ እዋን እቲ ዘተ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ርክብ ክልቲአን…

ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ብምድሃብ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማቲክ ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ብምድሃብ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማቲክ ገለፃ ተገይሩ፡፡ ኣማኻሪ ብሄራዊ ደሕንነት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገለፃ ጌሮም፡፡…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ስራሕቲ ድሮን ካርታ ንምስፍሕፋሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂን አቪዬሽን ኮሪያ ምስ ሚኒስቴር መሰረተ ልምዓትን  ፌዴሪኢ ከተማን ኣብ ኢትዮጵያን ስራሕቲ ድሮን ካርታ ንምስፍሕፋሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡ እቲ ስምምዕነት ኣብ ድሮን ዝተመስረቱ ኣገልግሎታትን ልዑል ስራሕቲ ስግግር…

መንግስቲ ክልል ዓፋር ኣብ መንጎ ፌደራል መንግስትን ህወሓትን ዝተበፅሐ ስምምዕ ሰላም ኣብ ግብሪ ንምውዓል ቆራፅ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ዓፋር ኣብ መንጎ ፌደራል መንግስትን ህወሓትን ዝተበፅሐ ስምምዕ ሰላም ኣብ ግብሪ ንምውዓል ቆራፅ ምዃኑ ገሊፁ። ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ብዛዕባ ስምምዕ ሰላም ብዝምልከት ዝሃቦ መግለፂ ሙሉእ መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ ይመስል፤…

ልዕሊ 255 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ካናቢስን ካልኦት ናውቲታት ኮንትሮባንድን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምሽን ጉምሩክ ልዕሊ 255 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ካናቢስን ናውቲታት ኮንትሮባንድን ምትሓዞም ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኮምሽን ካብ 18 ክሳብ 24 ጥቕምቲ 2015 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትልል፥ 144 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣታዊ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን፣ ልዕሊ …

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ኣርሲ ወረዳ ገደብ ኣሳሳ ኣብ ዝርከብ ኣተኣኻኽባ ፍሪያት ስርናይ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ክልል ኦሮሚያ  ዞባ ኣርሲ ወረዳ ገደብ ኣሳሳ ኣብ ዝርከብ ኣተኣኻኽባ ፍሪያት ስርናይ ተዓዚቡ። ኣብቲ ወረዳ ኣብ ልዕሊ 987 ሄክታር መሬት ብክላስተር ዝለምዐ ፍሪያት ስርናይ ብዘበናዊ…

ዲጅታል ሉዓላዊነት ኣብ ምኽባር ፃዕሪ ስግግር ፍልጠት ቴክኖሎጂ ወሳኒ ኢዩ – ኣይተ ሰለሞን ሶካ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጅታል ሉዓላዊነት ኣብ ምኽባር ፃዕሪ ስግግር ፍልጠት ቴክኖሎጂ ወሳኒ ከምዝኾነ ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣይተ ሰለሞን ሶካ ገሊፆም። ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ምምዕባል ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣብ ከተማ ባህርዳይ ይሳለጥ…

ልዕሊ 398 ሺሕ ቴክኖሎጂታት ሕርሻ ካብ ቀረፅን ታክሲን ናፃ ንኻትዉ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 398 ሺሕ ቴክኖሎጂታት ሕርሻ ካብ ቀረፅን ታክሲን ናፃ ማን ሃገር ንኻትዉ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር÷ ኢትዮጵያ ንባዕላ ብምግቢ ንኽትክእል ትገብሮ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ፍርያትን መፍረያይነትን ንምውሳኽ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት…

ብዝተውሃቦም ፍቓድ ንግዲ መሰረት ገይሮም ዘይሰርሑ 19 ትካላት ስጉምቲ ተወሲዱዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተውሃቦም ፍቓድ ንግዲ መሰረት ገይሮም ዘይሰርሑ 19 ትካላት ስጉምቲ ከምዝተወሰደሎም ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት ኣብ 206 ትካላት ብዝገበሮ ስራሕ ድህረ ፍቓድ ኢንስፔክሽንን ሬጉላቶሪን…

ትካላት ሓበሬታ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ግብረ ራዕዲ ንምክልኻል ዝሰርሑዎም ሓበራዊ ወፍሪታት ኣጠናኺም ንምቕፃል ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ሓበሬታ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ እናተስፋሕፈሐ ዝመፅአ ግብረ ራዕዲ ንምክልኻል ዝሰርሑዎም ሓበራዊ ወፍሪታት ኣጠናኺም ንምቕፃል ከምዝተስማዕምዑ ተገሊፁ። ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ…