Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2022

መንግስቲ ፌዲሪኢ ኣውሮፕላን መገደኛታት ታንዛኒያ ተሓምሺሻ ብዘጋጠመ ሓደጋ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌደራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣውሮፕላን መገደኛታት ታንዛኒያ ኣብ ቃላይ ቪክቶሪያ ተሓምሺሻ ብዘጋጠመ ሓደጋ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ። መንግስቲ ፌዲሪኢ በቲ ሓደጋ ህይወቶም ብዝሰኣኑ ዜጋታት መሪር ሓዘኑ ዝገለፀ እንትኸውን÷…

ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ኣሊ ቢራ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ኣሊ ቢራ ፅባሕ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ክካየድ ኢዩ። ኮሚቴ ኣፈፃሚ ቀብሪ፥ እቲ ኣስከሬን ቢሸፍቱ ካብ ዝርከብ መንበሪ ገዛ እቲ ኣርቲስት ናብቲ ኣደባባይ ክመፅእ ኢዩ ኢሉ። እቲ ስነስርዓት ፅባሕ ካብ ሰዓት…

ኣዘዝቲ ሰራዊት ምክኻል ኢትዮጵያን ዕጡቓት ትግራይን ኣብ ናይሮቢ ተራኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዘዝቲ ሰራዊት ምክኻል ኢትዮጵያን ዕጡቓት ትግራይን ኣብ ናይሮቢ ተራኺቦም። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ሰላም፥ ወተሃደራዊ ኣመራርሓታት ኣብ ውሽጢ 5 መዓልታት ብምርኻብ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ናይሮቢ ዘተ ተጀሚሩ ኣሎ። ክሳብ ሐዚ እቲ ከይዲ ስምምዕነት…

ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና ካብ 1 ክሳብ 3 ሕዳር 2015 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና "Mintex”  ካብ 1 ክሳብ 3 ሕዳር 2015 ዓ.ም ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ክካየድ ኢዩ። ካብቲ ኤክስፖ ልዕሊ 270 ኩባኒያታት ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ከምዝሳተፉ ተገሊፁ። ኩባኒያታት ዕደና፣ ኣፍረይቲን ለኣኽቲን ገይፀ…

ፕሬዚዳንት ሩቶ ኣፍሪካ ኣብ ለውጢ ክሌማ ቅድም ክብል ዝተገበሩ ስምምዕነታት ብህፁፅ ንክትግበሩ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ኣፍሪካ ኣብ ለውጢ ክሌማ ቅድም ክብል ኣብ ዝተገበሩ ኣኼባታት ዝተገበሩ ስምምዕነታት ብህፁፅ ንክትግበሩ ሓቲቶም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ብምኽኒያት እቲ ለውጢ ክሌማ ኣብ ኣፍሪካ ዝበፅሑ ዘለዉ ፅዕንቶታት ከም ኣህጉር እኹል…

ስልጠና ዲፕሎማታት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዝጠመተ ስልጠና ዲፕሎማታት ተጀሚሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዝገበርኡ መደረ፥ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ፅዕንቶታት ዲፕሎማሲ ምዃና ሓቢረን። ስለዝኾነ ዲፕሎማታት ዝዋኑ ዘገናዘበ ስራሕ…

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ብሕልፈት ብሕልፈት ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ብሕልፈት ብሕልፈት ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ደቡብን ብሕልፈት ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ እቶም ርእሳነ ምምሕዳር ኣብ መልእኽቶም÷…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብሕልፈት ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ ሓዘን÷ “ሕልፈት እቲ ፍሉጥ ድምፃዊ ንኢትዮጵያውያን ጉድኣት ኢዩ” ኢሎም። “ብዜማታቱ ሕብረት፣ ናፅነትን…

ድምፃዊ ዓሊ ቢራ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ክብሪ ዶክተር ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ልዕሊ 50 ዓመታት ኣብ ኢንዱስትሪ ሙዚቃ ዝፀንሐ ድምፃዊ ዓሊ ቢራ÷ ብዝሓደሮ ሕማም ብሕክምና እናተሓገዘ ከምዝፀንሐ ይፍለጥ፡፡ ትማሊ ኣጋግዘ ድማ ካብዛዐ ዓለም ብሞት…

ኣብ ማራቶን ሶዌቶ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ሶዌቶ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ብደቂ ተባዕትዮ ዳባ ኤፋ 2 ሰዓት 18 ደቒቕን 58 ሴከንድን ብምእታው ቀዳማይ ዝወፅአ እንትኸውን÷ ጋዲሳ በቀለ 2 ሰዓት 19 ደቒቕ 58 ሰከንድ…