Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2022

መዕልቲ መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 መዕልቲ መናእሰይ ኣፍሪካ “ንቑሕ ተሳትፎን ኣካታትነትን  መናእሰይ ንልምዓት ስብእና ” ብዝብል መሪሕ ቃል ሎሚ ማዕልቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ ምኽባር ተጀሚሩ፡፡ ኣብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን ሓላፊ ዴስክ ተሳትፎን…

ማስተር ፕላን ብሄራዊ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝቕፅሉ 30 ዓማውቲ ተግባራዊ ዝግበር ማስተር ፕላን ብሄራዊ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ሎሚ ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ እቲ ማስተር ፕላን ንዓውዲ ትራንስፖርት ብምዝማን ኢኮኖሚ ሃገር ንምዕባይ ተሓሲቡ ዝተፀንዐ…

ሰባኣዊ ሓገዝ ብህፁፅ ንምብፃሕ ዝሕግዙ 4 ጉጅለታት ተጣይሾም ስራሕ ተጀሚሩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስራሕ ኢትዮጵያ ሰባኣዊ ሓገዝ ብህፁፅ ንምብፃሕ ዝሕግዙ 4 ጉጅለታት ተጣይሾም ስራሕ ከምዝጀመረ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኮሚኒኬሽን ሰላማዊት ካሳ፥ እቲ ስምምዕ ሰላም ስዒቡ ዝተፈላለዩ ሰብኣዊ…

ኣይተ ኣለምኣንተ ኣግደው ምስ ሓጋዚ ዳይሬክተር ኤፍ ቢ ኣይ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣይተ ኣለምኣንተ ኣግደው ምስ ሓጋዚ ዳይሬክተር ኤፍ ቢ ኣይ ራይመንድ ዱዳ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲአን ሃገራት ናይ ሓባር ሕጊን ጉዳያት ፍትሒን ዝጠመተ ከምዝነበረ ተገሊፁ። ኣይተ ኣለምኣንተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ…

ኤክስፖ ዕደና ኢትዮጵያ ዘለዋ ሃፍቲ ዕደና ዘፋልጥ ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና ኢትዮጵያ ዘለዋ ሃፍቲ ዕደና ንዓለም ዘፋልጥ ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ኣብቲ ዓለም ለኸ ማዕድንን ቴክኖሎጂን ኤክስፖ "Mintex”፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወቅር ዘውዴ፣ ሚኒስትር ማዕድን  ኢንጂነር ታከለ…

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ፈላማይ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ተወከልቲ ክልልት ይሳተፉ ኣለዉ። ናይ 100 መዓልታት ትልምን ኣፈፃፅምኡን በምቕራብ ክፀድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ትልሚ 2015 ዓ.ም ብዘምልከት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣገልግሎት ሕድሳት ታሴራ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ሕድሳት ታሴራ ተጀሚሩ። ምስቲ ኣገልግሎት ብምዝማድ ዝነበሩ ፀገማት ብምእራም ሎሚ መዓልቲ ዳግም እቲ ሕድሳት በዕሊ ተጀሚሩ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና"Mintex”  ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ተኸፊቱ። እቲ ኤክስፖ ካብ  ካብ ሎሚ ጀሚሩ በክሳብ 3 ሕዳር 2015 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ተገሊፁ። ልዕሊ 270 ኩባኒያታት ውሽጢ ዓዲን ከምዝሳተፉ ተሓቢሩ። ካብ ወፃኢ ዝመፅኡ…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ የካይዱ ኣለዉ። ኣብቲ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሀሰንን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሐ ክልልን ዞባታትን ተረኺቦም። እቲ ዘተ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ…

ስምምዕ ሰላም ንኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ዝሃበ ኢዩ- ምሁራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ስምምዕ ሰላም ንኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ከምዝሃባ ምሁራት ሕግን ፖለቲካዊ ሳይንስን ገሊጾም። ውሽጣዊ ዘይምርድዳእ ንግዳማዊ ተቓላዕነት ከምዘሳጥሕ ዘመላኸቱ እቶም ምሁራት፡ እቲ ዝተበጽሐ ስምምዕ ካብ ተቓላዕነት ከም ዝንኪ ገሊፆም። ተንታኒ…