Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2022

ናብ ክልል ትግራይ ዝወስዱ ኩሎም ኮሪደራት ንቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ክፍቲ ተገይሮም – ኮሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ክልል ትግራይ ዝወስዱ ኩሎም ኮሪደራት ንቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ክፍቲ ከምዝተገበሩ ኮሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ ብኣየርን ብምድሪን ሰብኣዊ ሓገዝ ከቕርቡ ከምዝኽእሉ እውን ገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዱባይ ዑደት ገይሮም። ኣይ ደመቀ መኮንን ኣብ ዑደቶም÷ እቲ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ንዜጋታት ዝህቦ ኣገልግሎት፣…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ትማሊ ዝተኸፈት ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቴክኖሎጂንን መዓድንን ጎብንዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ዝተኸፈት ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቴክኖሎጂንን መዓድንን ጎብንዮም። እቲ ኤክስፖ ትማሊ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ከምዝተኸፈተ…

ኣብ ፈላማይ ርባዕ ዓመት ካብ ዳያስፖራ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ህዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈላማይ ርባዕ ዓመት 2015 ዓ.ም ካብ ዳያስፖራ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተረኺቡ። እቲ ዲያስፖራ ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝለኣኾ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ኢዩ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ልዕሊ 2 ሚሊየን ዶላር ተቐማጢ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ካብ…

ሚኒስቴር ዕደና ምዘና ዕደናን ቤተ ፈተነ ምርምርን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ዕደና ምዘና ዕደናን ቤተ ፈተነ ምርምርን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኤስ ጂ ኤስ ግሩፕ  ከቲሙ። እቲ ቤተ ፈተነ ብ2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ከምዝህነፅ ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም። እቲ ማእኸል፥ ፀገም…

ሕብረተሰብ ዝተፈላለዩ ብልሓታት ብምጥቃም ገበናት ካብ ዝፍፅሙ ውልቀሰባት  ጥንቃቐ ንክገብር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ስልኪ ብምድዋልን ዝተፈላለዩ ብልሓታት ብምጥቃምን ገበናት ካብ ዝፍፅሙ ውልቀሰባት  ጥንቃቐ ንክገብር ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣብታ ከተማ ስልኪ በምድዋል ሎተሪ በፂሑኩም፣ ሲስተም ተመዓራሪ ኢና፣ ዓቕሚ ሞባይል ካብ 4 ጂ ናብ 5ጂ…

ትካላት ኮሚኒኬሽን መንፈስ እቲ ስምምዕነት ሰላም ብምስዓብ ሓበሬታታት ተበፃሒ ኣብ ምግባር ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን ፌዴሪኢ ምስ ሓለፍቲን ሰሙያን ኮሙኒኬሽን ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ኣካይዱ። እቲ ዘተ፥ ትካላት ኮሚኒኬሽን መንፈስ ስምምዕነት ሰላም ብምስዓብ ሓበሬታታት ተበፃሒ ኣብ ምግባር ዝጠመተ ኢዩ።…

ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 1 ሺሕ መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 1 ሺሕ መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገለግሎት ተስፋሁን ጎበዛይ፥ እቶም መፃሕፍቲ ብበዝሒ ኣብ ዕዳጋ ዘየለዉ፣ ንመፅናዕታዊ ፅሑፋት ዘገለግልን ትምህርታዊ ትሕዝቶ ዘለዎምን…

ፕሬዚዳንት ባይደንን ዢን ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ክዛተዩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ናብ ስልጣን ካብ ዝመፅኡ ንፈለማ እዋን ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ዢ ጂንፒንግ ንፈለማ እዋን ብኣካል ብምርኻብ ክዛተዩ ኢዮም። ክልቲኦም መራሕቲ፥ ኣብ ዝመፅእ ሰኑይ ኣብ ባሊ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሃገራት ጉጅለ 20 ኢዮም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ትማሊ ዝተኸፈት ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቴክኖሎጂንን መዓድንን ጎብንዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ዝተኸፈት ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቴክኖሎጂንን መዓድንን ጎብንዮም። እቲ ኤክስፖ ትማሊ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ከምዝተኸፈተ ይፍለጥ፡፡…