Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2022

300 ቶን ምግቢ ኣብ ኣላማጣ ከምዝበፅሐ ትካል ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)300 ቶን ምግቢ ኣብ ኣላማጣ ከምዝበፅሐ ትካል ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ትካል 300 ቶን ስርናይ፣ ዓተርን ዘይቲ ኣትክልቲን ኣብ ኣላማጣ ይራገፍ ከምዘሎ ኢዩ ገሊፁ። ምግቢ ተንከፍ ናውቲ እውን ን67 ሺሕ ሰባት ከምዝባፃሕ ሓቢሩ። …

ኣብ ስራሕ ዝነበረ ፖሊሲ ኢነርጂ ኢትዮጵያ ክመሓየሽ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ን3ተ ዓሰርተ ዓማውቲ ኣብ ስራሕ ዝፀንሐ ፖሊሲ ኢነርጂ ኢትዮጵያ ክመሓየሽ ምዃኑ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝተመሓየሸ ረቒቕ ፖሊሲ ኢነርጂ፤ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ከተማ ኣዳማ ዘትዩ። ሚኒስትር ማይን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 246 ሺሕ ወለንተናዊያን ዘሳትፍ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ኣገለግሎት ወለንተናዊያን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 246 ሺሕ ወለንተናዊያን ዘሳትፍ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ኣገለግሎት ወለንተናዊያን ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ሎሚ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየን ብወግዒ ኣጀሚረንኡ። እዋናዊ ሓበሬታ…

ሰላም ንማሕበረሰብ ንግዲ ልዑል ግደ ኣለዎ-ኣይተ ታዬ ደንደኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ንማሕበረሰብ ንግዲ ልዑል ግደ ኣለዎ ሚኒስትር ዴኤታ  ሚኒስቴር ሰላም ኣይተ ታዬ ደንደኣ ገሊፆም። “ንዕውትነት ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ግደ ትካላት ፋይናንሰን ልምዓት መንግስቲን” በዘብል መሪሕ ሓሳብ ዘተ ይካየድ ኣሎ። ኣይተ ታዬ፥ ሰላም…

ግሩብ ኢንቨስትመንት ትካላት ልምዓት ኦሮሞ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ግሩብ ኢንቨስትመንት ትካላት ልምዓት ኦሮሞ ተጣይሹ። እቲ ግሩፕ፥ ረእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወሉ ኣብዲ፣ ኣተሓባበርቲ ክላስተራትን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ዝተረኸብሉ…

መበል 31 ሃገራዊ ጉባኤ ትምህርቲ ፅባሕ ኣብ ሃዋሳ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 31 ሃገራዊ ጉባኤ ትምህርቲ ፅባሕ ኣብ ሃዋሳ ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ “ጠንካራ ስርዓተ ትምህርቲን ምዘናን ንፅሬት ተምህርቲ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ። እቲ ንክልተ መዓልታት ዝሳለጥ ጉባኤ፥ ሎሚ መዓልቲ ብፕሬዚዳንታት ዩንቨርስቲ ኣብ…

ኣብ መንጎ ሰነዳት ስምምዕነት ናይሮቢን ፕሪቶሪያን  መሰረታዊ ኣፈላላይ የለን – ዶክተር ለገሰ ቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ሰነዳት ስምምዕነት ናይሮቢን ፕሪቶሪያን  መሰረታዊ ኣፈላላይ የለን  ከብሉ ሚኒስቴር ኣገልግሎት መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም። ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተገበረ ስምምዕነት…

ናብ ትግራይ ናውቲታት ሕክምና ናይ ምቕራብ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ትግራይ ናውቲታት ሕክምና ናይ ምቕራብ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። መነግስቲ ምስ ዓለም ለከ ትካላት ብምዃን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ ይገብር ከምዘሎ ሓቢሩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ፈላማይ ዙር፥ እቲ ሚኒስቴር ምስ ብሄራዊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብሄራዊ ኮሚቴ ፀረ ግዕዝይና ምጥያሹ ዕላዊ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሄራዊ ኮሚቴ ፀረ ግዕዝይና ምጥያሹ ዕላዊ ገይሮም። ግዕዝይና ሃገር ዝበልዕ ነቀዝ ኢዩ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፣ ልምዓት ሃገር ኣዕፅምቱ ክሳብ መግሃፅ አንተበፂሑ ናብ ሓደገኛ ለበዳ ተሰጋጊሩ ኣሎ ማለት ኢዩ ኢሎም።…

ሀዲያ ሆሳእናን ሃዋሳ ከተማን 2 ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምናይ ሰሙን ፀወታ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ሀዲያ ሆሳእናን ሃዋሳ ከተማን 2 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ሽቶታት ሃዲያ ሆሳእና÷ ፀጋዬ ብርሃኑ ኣብ መበል 25፤ መለሰ ሚሻሞ ኣብ መበል 85 ደቒቕ ኣመዝጊቦምወን፡፡ ሽቶታት ጋንታ…