Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2022

ሓበሬታ ስታትስቲክስ ኣብ ኣፍሪካ ዕቤት ኢኮኖሚን ስራሕቲን ንምስላጥ ወሳኒ ብፅሒት ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበሬታ ስታትስቲክስ ኣብ ኣፍሪካ ዕቤት ኢኮኖሚን ስራሕቲን ንምስላጥ ወሳኒ ብፅሒት ከምዘለዎ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋገሊፀን። መዓልቲ ስታትስቲክስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብ መኸፈቲ መርሃ ግብሪ ኣብ…

ተቛሪፁ ዝነበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ከይዲ ዝቕፅል ሰኑይ ከምዝጅመር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተቛሪፁ ዝነበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ከይዲ ዝቕፅል ሰኑይ ከምዝጅመር ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ ዘውዴ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ስዑድ ዓረቭ ኣብ…

መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብ ብሰላም ንክኽበር ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ-ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብ ብሰላም ንክኽበር ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣከባብራ መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብ ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ። ኣብ መግለፂኡ፥ ኣብ ክልል ሲዳማ…

መበል 31 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 31 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ “ጥንኩር ስርዓት ትምህርቲን ምዘናን ንፅሬት ትምህርቲ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ። ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞ፣ ሚኒስትር…

ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ንዝተመዛበሉ ዜጋታ 590 ሚሊየን ብር ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ብተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ንዝተመዛበሉ ዜጋታ 590 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ…

ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝተዋፈሩ ዓበይቲ ኩባኒያታት ቻይና ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝተዋፈሩ ዓበይቲ ኩባኒያታት ቻይና ዘተ ተገይሩ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ እቶም ኩባኒያታት ዘጋጥምዎም ዘለዎ ፀገማትን ኣብ ፖሊስን ሕግን መነግስቲ ብዛዕባ ዝህልዎም ሕቶታትን ምላሽ ኣብ ምሃብ ዝጠመተ ከምዘኾነ ተገሊፁ። ኮሚሽነር…

ኣይተ ደመቀ መኮንን መንግስቲ ንተፈፃምነት ስምምዕነት ሰላም ቁርፀኛ ኢዩ ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን መስ ፍልይቲ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪካ ሕብረት ኣውሮፓ ኣኔት ዌበር ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ስምምዕነት ሰላምን ዞባዊ ዛዕባታትን ዝጠመተ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…

ጀርመን ንሴፍቲ ኔትን ምትካል እግሪንእትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክተር ሚኒስትር ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ኣብ ኣፍሪካ ቢሪግት ፒከል ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ብዛዕባ ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላምን ሽርክና ልምዓት እተን ሃገራትን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ብሰናይ ድልየት ዝህነፁ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ብወግዒ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ብሰናይ ድልየት ዝህነፁ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ብወግዒ ተጀሚሩ። እቶም ኣባይቲ ኣብ ትሑት ናብራ ነዝነብሩ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብሩ ኢዮም ተባሂሉ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን…

ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ተወካሊት ፈንድ ስነ ህዝቢ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ተወካሊት ፈንድ ስነ ህዝቢ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ሱዛን ማንዶንግ  ዘቲየን። እቲ ዘተ፥ ኣብ ክሊ ጉዳያት ስነ ህዝብን ልምዓትን ዝነበረ ምትሕበባር ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉን ንቐፃሊ ብሓባር ክስርሑ ኣብ…