Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2022

ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብሃንቀውታ ትፅቢት ዝግበረሉ መበል 22 ውድድር ኩዕሾ እግሪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኳታር ክጅምር ኢዩ። ስነ ስርዓት መኽፈቲ እቲ ውድድር፥ ከባቢ 60 ሺሕ ተመልከትቲ ናይ ምሓዝ ዓቕሚ ኣብ ዘለዎ ስታዲየም ኣል በይት ክካየድ…

ኣትሌት ኣቤ ጋሻው ኣብ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ እዚ ዓመት ብደቂ ተባዕትዮ ንሳልሳይ ግዘ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ እዚ ዓመት ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ኣቤ ጋሻው ካብ ኣምሓራ ቤት ህንፀት ንሳልሳይ ግዘ ተዓዊቱ። ኣትሌት ኣቤ ጋሻው፥ ኣብዚ ውድድር እንትዕወት ሎሚ ዘበን ንመበል ሳልሳይ እዋን ኢዩ፡፡ ኣትሌት…

ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጣት ኣትሌታት ሓዊሱ ካልኦት ክፋላት ሕብብረተሰብ ዝተሳተፉሉ ዝተሳተፉሉ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ፡፡ ኣብ መጀመሪ ስነ ስርዓት እቲ ዓብዪ ጉያ÷ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣…

ህፁፅ ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ሎሚ መዓልቲ ናብ ሽረ በፂሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ሎሚ መዓልቲ ናብ ሽረ ከምዝኣተዉ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ገሊፁ። እቲ ደገፍ ሕክምና ብነፈርቲን ተሽከርከርቲን ከምዝተልኣኸ ተገሊፁ። እቲ ትካል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ሒሳቡ ከምዝገለፆ፥ እቶም 20…

ልዕሊ 513 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2 ክሳብ 8 ሕዳር 2015 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል ልዕሊ 513 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዘ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ዘዘዋውሩ ዝነበሩ 21 ውልቀሰባትን 17 ተሽከርከርቲን ኣብ ቁፅፅር…

ብቑዕ ዜጋ ንምፍራይ ዘኽእል ስራሕ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቑዕ ዜጋ ንምፍራይ ዘኽእል ስራሕ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ተዛሪቦም። ንሰለስተ መዓልታት ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዝሳለጥ ዝነበረ መበል 31 ጉባኤ ተምህርቲ በዓል 8 ነጥብታት ቅዋም በምድማፅ ተዛዚሙ። ኣብ መዛዘሚ…

ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ንማእኸለዎትን ላዕለዎትን ዲፕሎማታት ስልጠና ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ንማእኸለዎትን ላዕለዎትን ዲፕሎማታት ስልጠና ይህብ ኣሎ። እቲ ሰልጠና ኣብ ርከብ ወፃኢን ምሕላው ብሄራዊ ረብሓን ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ስልጠና ዘህቡ ዘለዉ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣይተ ሃይለማሪያም…

ኮሌጅ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ዩኒቨርሲቲ ባህር ዳር 252 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ዩኒቨርሲቲ ባህር ዳር 252 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እተን 76 ደቂ ኣኒስቴዮ ከምዘኾና ተሓቢሩ። እቶም 57 ስፔሻሊስት ሓካይም ከምዝኾኑ አወነ ተገሊፁ። እዋናዊ ሓበሬታ…

ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሳልሳይ ኮንፈረንስ ሚኒስቴራት ፋይናንስ ፀረ ግብረ ራዕዲ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሳልሳይ ኮንፈረንስ ሚኒስቴራት ፋይናንስ ፀረ ግብረ ራዕዲ ትሳተፍ ኣላ። ብሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ህንድ ኒው ደልሂ ኣብ ዝካየድ ዘሎ እቲ ጉባኤ ይሳተፍ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ “ንግብረ…

ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበል 26 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሰመራ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኣብ ብዙሓት ዛዕባታት ውሳነ ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ሕቶ ኣባልነት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ክልል ደቡብ ምዕራብ…