Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2022

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳን ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ጉዳያት ክልቲአን ሃገራት ዝጠመተ ከመዝነበረ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። …

ኣብ ኳታር ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዋንጫ ዓለም 2022 ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ብምኽኒያት ጉድኣት ንሳዲዮ ማኔ ዘየሰለፈት ሴኔጋል ምስ ኔዘርላንድስ ሰዓት 7 ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኣብ ጉጅለ…

ኣብ መኽፈቲ ፅዋዕ ዓለም ኣሰናዳኢት ሃገር ኳታር ብኢኳዶር 2 ን 0 ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ትማሊ ምሸት ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ተጀሚሩ። ኣሰናዳኢት ሃገር ኳታር ምስ ደቡብ ኣሜሪካዊት ሃገር ኢኳዶር መኽፈቲ ፀወታኣ ኣካይዳ። ኣብቲ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ኳታር ብኢኳዶር መዘናኣ 2 ን 0 ተሳዒራ። ክልቲአን…

ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ፅዋዕ ዓለም ዋንጫ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት መኽፈቲ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ዋንጫ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ሎሚ መዓልቲ መኽፈቲ ፀወታ ኣብ ዝተኣናገደሉን 60 ሺሕ ተመልከትቲ ዘተኣናግድን ስታዲየም ኣል ባይት ኢዩ፡፡ ኣብቲ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ሳውንድ ትራክ እቲ…

ብለውጢ ንብረት ኣየር ግዳይ ንዝኾና ሃገራት መከሓሓሲ ዝኸውን ፍሉይ ፈንድ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ዝማዕበላ ሃገራት ብዝለቀኦ ካርበን ዝበፅሕ ብኽለት ጉድኣት ንዝበፅሐን ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት መከሓሓሲ ዝኸውን ፍሉይ ፈንድ ንኽጣየሽ ጉባኤ ለውጢ ንብረት ኣየር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ውሳነ ኣሕሊፉ። ኣብ ግብፂ ሻርም ኤል-ሼክ…

ኣብ ዘፈር መሬት ዝፍፀም ሌብነት ንምክልኻል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ክጠናኸሩ ኢዮም – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ መሬት ተተሓሒዙ ዝፍፀም ስርቂን ምጭብርባርን ንምክልኻል ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ “ውሱን ሃፍትና ዝኾነ…

ሚኒስቴር ምክልኻል መንግስቲ ወኪሎም ኣብ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶሪያን ናይሮቢን ንዝተሳተፉ ኣካላት ኣፍልጦን ሽልማትን ኣብርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ንመንግስቲ ወኪሎም ኣብ ፕሪቶሪያን ናይሮቢን ዝተኻደየደ ስምምዕ ሰላም ንዝተሳተፉ ኣካላት ኣፍልጦን ሽልማትን ኣብርኪቱ። እቲ ስነ-ስርዓት ኣፍልጦን ሽልማትን÷ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ኣብርሃም በላይ፣ ኢታማዦር ሹም ሓይልታት…

ኣብ ከተማ ከሚሴ በዓል ብሄር ብሄረሰባት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 በዓል ብሄር ብሄረሰባት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ ከተማ ከሚሴ ተኸቢሩ፡፡ እቲ በዓል÷ ''ብሄራዊ ሓድነትና ንዘላቒ ሰላምና'' ብዝብል መሪሕ ቃል ተኸቢሩ፡፡ ኣብቲ ኣከባብራ በዓል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን…

ካሪም ቤንዜማ ካብ ፅዋዕ ዓለም ወፃኢ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፈረንሳዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ካሪም ቤንዜማ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ካብ ፅዋዕ ዓለም ወፃኢ ከምዝኾነ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይ ኣፍሊጣ፡፡ ካሪም ቤንዜማ ካብቲ ውድድር ወፃኢ ኮይኑ ዘሎ፥ ትማሊ ኣብ ልምምድ እናሃለወ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ጭዋዳ…

መበል 22 ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ፖሊስ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መበል 22 ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡ ኣሰናዳእቲ እቲ ፕሮግራም፣ መተሓባበርቲን ተሳተፍቲ እቲ ውድድርን ምስ ኣካላት ፀፅታ ተዋዲዶም ብምስረሖም፥ ብዕዉት ኩነታት ክዛዘም…