Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2022

ኣብ ኳታር እናኻየደ ኣብ ዝርከብ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ 4 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዋንጫ ዓለም 2022 ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ÷ ካብ ምድብ ሰለስተ ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና ምስ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ስታድዮም ሉሳይል ሰዓት 7 ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ዝግበረሉ…

ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንኢራን 6 ን 2 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንኢራን 6 ን 2 ብምስዓር ተዓዊታ። ኣብ ካልኣይ መዓልቲ መበል 22 ፅዋዕ ዓለም ኣብ ምድብ ክልተ ዝርከባ ሃገራዊያን ጋንታታት እንግሊዝን ኢራንን ተራኺበን። ኣብቲ ፀወታ÷…

ኤምባሲ ቻይና ንምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ደገፍ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ቻይና ንምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ደገፍ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ገይሩ። እቲ ደገፍ ኣሰራርሓታት ዘጠናኽሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ “እቲ ኤምባሲ ዝገበረልና ደገፍ ኣወሃህባ ኣገልግሎት እቲ ከተማ ብዝበለፀ ንምምሕያሽ ዝሕግዝ…

ሕብረት ኣውሮፓ 33 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ብምኽንያት ኲናት ዝዓነዉ ኣቢያተ ትምህርቲ ንምህናፅ ዝውዕልን ንተምሃሮ ምገባ ዝኸውንን 33 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ። ኲናት ኣብ ዝተወለዐሎም ከባቢታት 8 ሺሕን 500 ኣቢያተ ትምህርቲ ከምዝዓነዉን 1 ሺሕን 500 ኣቢያተ ትምህርቲ…

ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ከብፅሕ ከምዝኸኣለ ዩኒሴፍ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ፈላማይ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ ትግራይ ከብፅሕ ከምዝኸኣለ ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ኣፍሊጡ። እቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ብፍላይ ንደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን መድሕን ህይወት ዝኾኑ ናውቲ ከምዝኾነ ካብ…

ልዕሊ 1 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ዙር ስራሕ ምምላስ ዜጋታት ሎሚ ልዕሊ 1 ሺሕ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ምስ መንግስቲ ስዑዲ ዓረብ ብመሰረት ዝተገበረ ስምምዕነት ኣብ ቀዳማይ ዙር ብዝተገበሩ 198 በረራታት ልዕሊ 71 ሺሕ ዜጋታት ከምዝተመለሱ…

ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ላዕለዋይ ኣገልግሎት ድሕንነት ሱዳንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዳይሬክተር ጀነራ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ዳይሬክተር ጀነራል ላዕለዋይ ኣገልግሎት ድሕንነት ሱዳን ኣሕመድ ኢብራሂም ኣሊ ሙፍዲን ካልኦት ኣመራርሓታት እቲ ትካልን ኣብ ሓበራዊ ጉዳያ ሓበሬታን…

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሰብኣዊ ሓገዛት ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ ከምዝኣተዋ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውሕመ ኣፍሊጡ። እተን ተኝከርከርቲ ህይወት ኣድሕን ደገፍ ሓዊሱ መድሓኒት፣ ዝዓነዉ ኣባይቲ መሊስካ ንምፅጋን ዘገልግሉ ከምኡውን ዝተጎድኡ ሰባት ንምሕካም…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 90 ሄክታር መሬት ሓፂሮም ዝተቐመጡ ሰብ ሃፍቲ ውዕሎም ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 90 ሄክታር መሬት ሓፂሮም ዝተቐመጡ ሰብ ሃፍቲ ውዕሎም ከምዝተቛረፀ ቢሮ ልምዓት መሬት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ቀነኣ ያደታ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መሬት ሓፂሮም ዝተቐመጡ ሰብ ሃፍቲ…

ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ምስ ዓበይቲ ዓዲ ይላዘብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ ንምምፃእ ምስ ዓበይቲ ዓዲ ይላዘብ ኣሎ። እቲ ኮሚሽን ዝተጣየሸሉ ዕላማ ኣብ ሽትኡ ንምብፃሕ÷ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እታ ሃገር ምስ ዝተውፃእፅኡ ዓበይቲ ዓዲ እናተላዘበ ይርከብ፡፡ ዓበይቲ ዓዲ ካብ…