ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ምስ ተወከልቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ክልላት ዓፋር፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ጋምቤላን ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ምስ ተወከልቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ክልላት ዓፋር፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ጋምቤላን ይዛተ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ውሽጢ ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ኩሎም…